ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሰሌዳ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ቅድሚ ክርስቶስ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ

ስም መጽሓፍ

ጸሓፊ(ፍቲ)

እተጻሕፈትሉ ቦታ

ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ (ቅ.ክ.)

እትሽፍኖ ግዜ (ቅ.ክ.)

ዘፍጥረት

ሙሴ

በረኻ

1513

ካብ “መጀመርታ” ኽሳዕ 1657

ዘጸኣት

ሙሴ

በረኻ

1512

1657-1512

ዘሌዋውያን

ሙሴ

በረኻ

1512

1 ወርሒ (1512)

ዘሁልቍ

ሙሴ

በረኻን ጐላጕል ሞኣብን

1473

1512-1473

ዘዳግም

ሙሴ

ጐላጕል ሞኣብ

1473

2 ወርሒ (1473)

እያሱ

እያሱ

ከነኣን

ከ. 1450

1473–ከ. 1450

መሳፍንቲ

ሳሙኤል

እስራኤል

ከ. 1100

ከ. 1450–ከ. 1120

ሩት

ሳሙኤል

እስራኤል

ከ. 1090

መሳፍንቲ ዚገዝእሉ ዝነበረ 11 ዓመት

1 ሳሙኤል

ሳሙኤል፣ ጋድ፣ ናታን

እስራኤል

ከ. 1078

ከ. 1180-1078

2 ሳሙኤል

ጋድ፣ ናታን

እስራኤል

ከ. 1040

1077–ከ. 1040

1 ነገስት

ኤርምያስ

ይሁዳ

580

ከ. 1040-911

2 ነገስት

ኤርምያስ

ይሁዳን ግብጽን

580

ከ. 920-580

1 ዜና መዋእል

እዝራ

የሩሳሌም (፧)

ከ. 460

ድሕሪ 1 ዜና መዋእል 9:44፦ ከ. 1077-537

2 ዜና መዋእል

እዝራ

የሩሳሌም (፧)

ከ. 460

ከ. 1077-537

እዝራ

እዝራ

የሩሳሌም

ከ. 460

537–ከ. 467

ነህምያ

ነህምያ

የሩሳሌም

ድ. 443

456–ድ. 443

ኣስቴር

ማርዶካይ

ሱሳን፡ ዔላም

ከ. 475

493–ከ. 475

እዮብ

ሙሴ

በረኻ

ከ. 1473

ልዕሊ 140 ዓመት ኣብ መንጎ 1657ን 1473ን

መዝሙር

ዳዊትን ካልኦትን

 

ከ. 460

 

ምሳሌ

ሰሎሞን፣ ኣጉር፣ ልሙኤል

የሩሳሌም

ከ. 717

 

መክብብ

ሰሎሞን

የሩሳሌም

ቅ. 1000

 

መሃልየ መሃልይ

ሰሎሞን

የሩሳሌም

ከ. 1020

 

ኢሳይያስ

ኢሳይያስ

የሩሳሌም

ድ. 732

ከ. 778–ድ. 732

ኤርምያስ

ኤርምያስ

ይሁዳ፣ ግብጺ

580

647-580

ድጕዓ

ኤርምያስ

ጥቓ የሩሳሌም

607

 

ህዝቅኤል

ህዝቅኤል

ባቢሎን

ከ. 591

613–ከ. 591

ዳንኤል

ዳንኤል

ባቢሎን

ከ. 536

618–ከ. 536

ሆሴእ

ሆሴእ

ሰማርያ (ዞባ)

ድ. 745

ቅ. 804–ድ. 745

ዮኤል

ዮኤል

ይሁዳ

ከ. 820 (፧)

 

ኣሞጽ

ኣሞጽ

ይሁዳ

ከ. 804

 

ኦብድያ

ኦብድያ

 

ከ. 607

 

ዮናስ

ዮናስ

 

ከ. 844

 

ሚክያስ

ሚክያስ

ይሁዳ

ቅ. 717

ከ. 777-717

ናሆም

ናሆም

ይሁዳ

ቅ. 632

 

ኣንባቆም

ኣንባቆም

ይሁዳ

ከ. 628 (፧)

 

ጸፎንያስ

ጸፎንያስ

ይሁዳ

ቅ. 648

 

ሃጌ

ሃጌ

የሩሳሌም

520

112 መዓልቲ (520)

ዘካርያስ

ዘካርያስ

የሩሳሌም

518

520-518

ሚልክያስ

ሚልክያስ

የሩሳሌም

ድ. 443

 

ድሕሪ ክርስቶስ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ

ስም መጽሓፍ

ጸሓፊ

እተጻሕፈትሉ ቦታ

ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ (ድ.ክ.)

እትሽፍኖ ግዜ

ማቴዎስ

ማቴዎስ

እስራኤል

ከ. 41

2 ቅ.ክ.–33 ድ.ክ.

ማርቆስ

ማርቆስ

ሮሜ

ከ. 60-65

29-33 ድ.ክ.

ሉቃስ

ሉቃስ

ቂሳርያ

ከ. 56-58

3 ቅ.ክ.–33 ድ.ክ.

ዮሃንስ

ሃዋርያ ዮሃንስ

ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ

ከ. 98

ድሕሪ እቲ መእተዊ፡ 29-33 ድ.ክ.

ግብሪ ሃዋርያት

ሉቃስ

ሮሜ

ከ. 61

33–ከ. 61 ድ.ክ.

ሮሜ

ጳውሎስ

ቈረንቶስ

ከ. 56

 

1 ቈረንቶስ

ጳውሎስ

ኤፌሶን

ከ. 55

 

2 ቈረንቶስ

ጳውሎስ

መቄዶንያ

ከ. 55

 

ገላትያ

ጳውሎስ

ቈረንቶስ ወይ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ

ከ. 50-52

 

ኤፌሶን

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 60-61

 

ፊልጲ

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 60-61

 

ቈሎሴ

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 60-61

 

1 ተሰሎንቄ

ጳውሎስ

ቈረንቶስ

ከ. 50

 

2 ተሰሎንቄ

ጳውሎስ

ቈረንቶስ

ከ. 51

 

1 ጢሞቴዎስ

ጳውሎስ

መቄዶንያ

ከ. 61-64

 

2 ጢሞቴዎስ

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 65

 

ቲቶስ

ጳውሎስ

መቄዶንያ (፧)

ከ. 61-64

 

ፊልሞን

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 60-61

 

እብራውያን

ጳውሎስ

ሮሜ

ከ. 61

 

ያእቆብ

ያእቆብ (ሓው የሱስ)

የሩሳሌም

ቅ. 62

 

1 ጴጥሮስ

ጴጥሮስ

ባቢሎን

ከ. 62-64

 

2 ጴጥሮስ

ጴጥሮስ

ባቢሎን (፧)

ከ. 64

 

1 ዮሃንስ

ሃዋርያ ዮሃንስ

ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ

ከ. 98

 

2 ዮሃንስ

ሃዋርያ ዮሃንስ

ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ

ከ. 98

 

3 ዮሃንስ

ሃዋርያ ዮሃንስ

ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ

ከ. 98

 

ይሁዳ

ይሁዳ (ሓው የሱስ)

እስራኤል (፧)

ከ. 65

 

ራእይ

ሃዋርያ ዮሃንስ

ጳጥሞስ

ከ. 96

 

[ገሊኡ መጻሕፍቲ፡ ጸሓፊኡን እተጻሕፈሉ ቦታን ዓመትን እተረጋገጸ ኣይኰነን። ሓያሎ ዕለታት ብግምት ሰፊሩ ኣሎ፣ ድ.፡ “ድሕሪ፡” ቅ.፡ “ቅድሚ፡” ከ.፡ “ከባቢ፡” ማለት እዩ።]