ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ6-ለ

ሰሌዳ፦ ኣብ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበሩ ነብያትን ነገስታትን (2ይ ክፋል)

ነገስታት እታ ደቡባዊት መንግስቲ (ዝቐጸለ)

777 ቅ.ክ.

ዮታም፦ 16 ዓመት

762

ኣሓዝ፦ 16 ዓመት

746

ህዝቅያስ፦ 29 ዓመት

716

ምናሴ፦ 55 ዓመት

661

ኣሞን፦ 2 ዓመት

659

ዮስያስ፦ 31 ዓመት

628

ዮኣሓዝ፦ 3 ወርሒ

ዮያቂም፦ 11 ዓመት

618

ዮያኪን፦ 3 ወርሕን 10 መዓልትን

617

ጼዴቅያስ፦ 11 ዓመት

607

የሩሳሌምን ቤተ መቕደሳን ኣብ ትሕቲ ነቡካድነጻር ብዝነበረ ሰራዊት ባቢሎን ጠፍኣ። እቲ ኻብ መስመር ወለዶ ዳዊት ናይ መወዳእታ ምድራዊ ንጉስ ዝዀነ ጼዴቅያስ ካብ ዝፋኑ ወረደ

ነገስታት እታ ሰሜናዊት መንግስቲ (ዝቐጸለ)

ከ. 803

ዘካርያስ፦ ተመዝጊቡ ዚርከብ ግዝኣቱ 6 ወርሒ ጥራይ እዩ

ዘካርያስ ብእተወሰነ መጠን ኪገዝእ ጀመረ፣ ክሳዕ ከ. 792 ግና ንግስናኡ ምሉእ ብምሉእ ኣይጸንዓሉን ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ

ከ. 791

ሻሉም፦ 1 ወርሒ

ከ. 780

ጴቃሕያ፦ 2 ዓመት

ከ. 778

ጴቃሕ፦ 20 ዓመት

ከ. 758

ሆሼዓ፦ 9 ዓመት ካብ ከ. 748

ከ. 748

ኣብ ከ. 748 ግዝኣት ሆሼዓ ምሉእ ብምሉእ ዝጸንዐ ወይ ምናልባት ደገፍ እቲ ንጉስ ኣሶር ዝነበረ ቲግላት-ጲሌሰር ሳልሳይ ዝረኸበ ይመስል

740

ኣሶር ንሰማርያ ስዒራ ንእስራኤል ተቘጻጸረታ፣ እታ ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል ጠፍአት

  • ዝርዝር ነብያት

  • ኢሳይያስ

  • ሚክያስ

  • ጸፎንያስ

  • ኤርምያስ

  • ናሆም

  • ኣንባቆም

  • ዳንኤል

  • ህዝቅኤል

  • ኦብድያ

  • ሆሴእ