ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ለ9

ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም

ባቢሎን

ዳንኤል 2:32, 36-38፣ 7:4

ብ607 ቅ.ክ. ንጉስ ነቡካድነጻር ንየሩሳሌም ኣጥፍኣ

ሜዶንን ፋርስን

ዳንኤል 2:32, 39፣ 7:5

ብ539 ቅ.ክ. ንባቢሎን ሰዓርዋ

ብ537 ቅ.ክ. ቂሮስ፡ ኣይሁድ ናብ የሩሳሌም ኪምለሱ ኣወጀ

ግሪኽ

ዳንኤል 2:32, 39፣ 7:6

ብ331 ቅ.ክ. እስክንድር እቲ ዓብዪ ንፋርስ ሰዓራ

ሮሜ

ዳንኤል 2:33, 40፣ 7:7

ብ63 ቅ.ክ. ኣብ ልዕሊ እስራኤል ገዝአት

ብ70 ድ.ክ. ንየሩሳሌም ኣጥፍኣታ

ኣንግሎ-ኣመሪካ

ዳንኤል 2:33, 41-43

ካብ 1914-1918 ድ.ክ.፡ ብግዜ ቐዳማይ ውግእ ዓለም ሓይሊ ዓለም ኣንግሎ-ኣመሪካ ተቐልቀለ