ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ለ12-ለ

የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)

የሩሳሌምን ከባቢኣን

  1. ቤተ መቕደስ

  2.   ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ (፧)

  3.    ቤተ መንግስቲ ሹም

  4.   ቤት ቀያፋ (፧)

  5.   ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ (፧)

  6. ሓጽቢ ቤት-ዛታ

  7. ሓጽቢ ሰሊሆም

  8.   ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ (፧)

  9.   ጐልጎታ (፧)

  10. ኣከልደማ (፧)

     ናብዚ ዕለት ኪድ፦  12 ኒሳን |  13 ኒሳን |  14 ኒሳን |  15 ኒሳን |  16 ኒሳን

 12 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ (መዓልቲ ኣይሁድ ኣብ ጸሓይ ዕራርቦ ይጅምርን ይውድእን)

ጸሓይ ብራቕ

  • ምስ ደቀ መዛሙርቱ ህድእቲ መዓልቲ ኣሕለፈ

  • ይሁዳ ኣሕሊፉ ኺህቦ ተወዓዓለ

ጸሓይ ዕራርቦ

 13 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

ጸሓይ ብራቕ

  • ጴጥሮስን ዮሃንስን ንፋስጋ ዚኸውን ኣዳለዉ

  • የሱስን ዝተረፉ ሃዋርያቱን ኣጋ ምሸት ናብቲ ቦታ በጽሑ

ጸሓይ ዕራርቦ

 14 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

  • ምስ ሃዋርያቱ ፋስጋ በልዐ

  • ኣእጋር ሃዋርያቱ ሓጸበ

  • ንይሁዳ ሰጐጎ

  • ድራር ጐይታ ሰርዐ

  • ኣብ ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ ኣሕሊፍካ ተዋህበን ተታሕዘን ( 2)

  • ሃዋርያት ሃደሙ

  • ኣብ ቤት ቀያፋ በቲ ዋዕላ ተመርመረ ( 4)

  • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ

ጸሓይ ብራቕ

  • ከም ብሓድሽ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ቘመ ( 8)

  • ናብ ጲላጦስ ( 3)፡ ደሓር ናብ ሄሮድስ ( 5)፡ ከም ብሓድሽ ከኣ ናብ ጲላጦስ ተወስደ ( 3)

  • ሞት ተፈሪድዎ ኣብ ጐልጎታ ተሰቕለ ( 9)

  • ሰዓት ሰለስተ ድሕሪ ቐትሪ ኣቢሉ ሞተ

  • ሬሳኡ ኣውሪዶም ቀበርዎ

ጸሓይ ዕራርቦ

 15 ኒሳን (ሰንበት)

ጸሓይ ዕራርቦ

ጸሓይ ብራቕ

  • ጲላጦስ መቓብር የሱስ ብሓለውቲ ኺሕሎ ተሰማምዐ

ጸሓይ ዕራርቦ

 16 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

  • ንስርዓት ቀብሪ ዚኸውን ተወሳኺ ሽቱ ተዓደገ

ጸሓይ ብራቕ

  • ተንስአ

  • ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም

ጸሓይ ዕራርቦ