ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ለ14-ለ

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ

ጌራ (1/20 ሲቃል)

0.57 ግ.

10 ጌራ = 1 ቤቃ

ቤቃ

5.7 ግ.

2 ቤቃ = 1 ሲቃል

ፊም

7.8 ግ.

1 ፊም = 2/3 ሲቃል

ሲቃል

ሲቃል

11.4 ግ.

50 ሲቃል = 1 ምና

ምና

570 ግ.

60 ምና = 1 ታለንት

ታለንት

34.2 ኪ.ግ.

ዳሪክ (ናይ ፋርስ፡ ወርቂ)

8.4 ግ.

እዝራ 8:27

ኣሃዱታት ገንዘብን ክብደትን ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ

ለብጦን (ናይ ኣይሁድ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

1/2 ቆድራንቴን

ሉቃስ 21:2

ቆድራንቴን (ናይ ሮሜ፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

2 ለብጣ

ማቴዎስ 5:26

ኣሳርዮን (ናይ ሮሜን ኣውራጃታታን፡ ነሓሲ ወይ ብሮንዞ)

4 ቆድራንቴን

ማቴዎስ 10:29

ዲናር (ናይ ሮሜ፡ ብሩር)

64 ቆድራንቴን

3.85 ግ.

ማቴዎስ 20:10

= ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት)

ድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር)

3.4 ግ.

ሉቃስ 15:8

= ደሞዝ 1 መዓልቲ (12 ሰዓት)

ዲድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር)

2 ድራክማ

6.8 ግ.

ማቴዎስ 17:24

= ደሞዝ 2 መዓልቲ

ቴትራድራክማ ኣንጾክያ

ቴትራድራክማ ጢሮስ (ሲቃል ብሩር ጢሮስ)

ቴትራድራክማ (ናይ ግሪኽ፡ ብሩር፣ ኣስታቴር ብሩር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ)

4 ድራክማ

13.6 ግ.

ማቴዎስ 17:27

= ደሞዝ 4 መዓልቲ

ምና

100 ድራክማ

340 ግ.

ሉቃስ 19:13

= ደሞዝ ኣስታት 100 መዓልቲ

ታለንት

60 ምና

20.4 ኪ.ግ.

ማቴዎስ 18:24

ራእይ 16:21

= ደሞዝ ኣስታት 20 ዓመት

ነጥሪ (ናይ ሮማውያን)

327 ግ.

ዮሃንስ 12:3

“ሓደ ነጥሪ ኽቡር ቅዱይ ቅብኢ ጽሩይ ናርዶስ”