ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሕቶ 11

ሰብ ምስ ሞተ እንታይ እዩ ዚኸውን፧

“መንፈሱ ይወጽእ፡ ናብ ምድሪ ይምለስ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ ሓሳባቱ ይጠፍእ።”

መዝሙር 146:4

“ህያዋንሲ ኸም ዚሞቱ ይፈልጡ እዮም፣ ምዉታት ግና ገለ እኳ ኣይፈልጡን እዮም፣ . . . ኣብቲ እትኸዶ መቓብርሲ ዕዮ ዀነ፡ ውጥን ኰነ፡ ፍልጠት ኰነ፡ ወይ ጥበብ የልቦን እሞ፡ ኢድካ ኽትገብሮ እትረኽቦ ዘበለ፡ ብዅሉ ሓይልኻ ግበሮ።”

መክብብ 9:5, 10

“[የሱስ] እዚ ምስ ተዛረበ፡ ‘ኣልኣዛር ዓርክና ደቂሱ ኣሎ፣ ኣነ ግና ካብ ድቃሱ ምእንቲ ኸተንስኦ፡ ክኸይድ እየ’ በሎም። ግናኸ፡ የሱስ ብዛዕባ ሞቱ እዩ እተዛረበ። ንሳቶም ግና ብዛዕባ ድቃስ ዕረፍቲ እተዛረበ መሰሎም። ሽዑ፡ የሱስ ብግልጺ፡ ‘ኣልኣዛር ሞይቱ’ . . . በሎም።”

ዮሃንስ 11:11, 13-15