ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዘጸኣት

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • እስራኤላውያን ኣብ ግብጺ በዝሑ (1-7)

    • ፈርኦን ንእስራኤላውያን ጨቈኖም (8-14)

    • ንኣምላኽ ዝፈርሃ መሕረስቲ ህይወት ኣድሓና (15-22)

  • 2

    • ሙሴ ተወልደ (1-4)

    • ጓል ፈርኦን ንሙሴ ረዓመቶ (5-10)

    • ሙሴ ናብ ሚድያን ሃደመ፡ ንጺጶራ ድማ ተመርዓዋ (11-22)

    • ኣምላኽ፡ ኣውያት እስራኤላውያን ሰምዐ (23-25)

  • 3

    • ሙሴን እትነድድ ቈጥቋጥን (1-12)

    • የሆዋ ብዛዕባ ስሙ ገለጸ (13-15)

    • የሆዋ ንሙሴ ኣዘዞ (16-22)

  • 4

    • ሙሴ ኺገብሮ እተዋህቦ ሰለስተ ትእምርቲ (1-9)

    • ሙሴ ዘይበቅዕ ኰይኑ ተሰምዖ (10-17)

    • ሙሴ ናብ ግብጺ ተመልሰ (18-26)

    • ሙሴ ምስ ኣሮን ተራኸበ (27-31)

  • 5

    • ሙሴን ኣሮንን ኣብ ቅድሚ ፈርኦን (1-5)

    • ጭቈና በርትዐ (6-18)

    • እስራኤላውያን ንሙሴን ንኣሮንን ወቐስዎም (19-23)

  • 6

    • ከም ብሓድሽ እተዋህበ ተስፋ ሓርነት (1-13)

      • ስም የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ኣይተፈልጠን (2, 3)

    • ወለዶ ሙሴን ኣሮንን (14-27)

    • ሙሴ ኸም ብሓድሽ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ከም ዚቐርብ (28-30)

  • 7

    • የሆዋ ንሙሴ ኣበርትዖ (1-7)

    • በትሪ ኣሮን ዓብዪ ተመን ኰነት (8-13)

    • ቀዳማይ መዓት፦ ማይ ናብ ደም ተለወጠ (14-25)

  • 8

    • ካልኣይ መዓት፦ ቍርዖብ (1-15)

    • ሳልሳይ መዓት፦ ጻጹት (16-19)

    • ራብዓይ መዓት፦ ጽንጽያ ኸልቢ (20-32)

      • ጎሼን ኣይተጸልወትን (22, 23)

  • 9

    • ሓምሻይ መዓት፦ ሞት ማል (1-7)

    • ሻድሻይ መዓት፦ ኣብ ሰብን እንስሳን ዝወጸ ምጕልንጭዋ (8-12)

    • ሻውዓይ መዓት፦ በረድ (13-35)

      • ፈርኦን ሓይሊ ኣምላኽ ኪርኢ እዩ (16)

      • ስም የሆዋ ኺውረ እዩ (16)

  • 10

    • ሻምናይ መዓት፦ ኣንበጣ (1-20)

    • ታሽዓይ መዓት፦ ጸልማት (21-29)

  • 11

    • ዓስራይ መዓት ተነግረ (1-10)

      • እስራኤላውያን ህያባት ኪልምኑ ተነግሮም (2)

  • 12

    • ፋስጋ ቘመ (1-28)

      • ደም ኣብ ልዳውቲ ይነጸግ (7)

    • ዓስራይ መዓት፦ በዅራት ተቐትሉ (29-32)

    • ካብ ግብጺ ወጹ (33-42)

      • እተን 430 ዓመት ተፈጸማ (40, 41)

    • ሕጊ ፋስጋ (43-51)

  • 13

    • ኵሉ ተባዕታይ በዅሪ ናይ የሆዋ እዩ (1, 2)

    • በዓል ቅጫ (3-10)

    • ኵሉ ተባዕታይ በዅሪ ንኣምላኽ ይወፈ (11-16)

    • እስራኤላውያን ናብ ቀይሕ ባሕሪ ተመርሑ (17-20)

    • ዓንዲ ደበናን ዓንዲ ሓውን (21, 22)

  • 14

    • እስራኤላውያን ኣብ ባሕሪ በጽሑ (1-4)

    • ፈርኦን ደድሕሪ እስራኤላውያን ሰዓበ (5-14)

    • እስራኤላውያን ቀይሕ ባሕሪ ሰገሩ (15-25)

    • ግብጻውያን ኣብ ባሕሪ ተደርበዩ (26-28)

    • እስራኤላውያን ብየሆዋ ኣመኑ (29-31)

  • 15

    • ሙሴን እስራኤላውያንን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-19)

    • ሚርያም ብመዝሙር መለሰት (20, 21)

    • መሪር ማይ ናብ ጥዑም ተለወጠ (22-27)

  • 16

    • እቶም ህዝቢ ብዛዕባ ምግቢ ኣጕረምረሙ (1-3)

    • የሆዋ ነቲ ምጕርምራሞም ሰምዖ (4-12)

    • ብርኒጎታትን ማናን ተዋህቦም (13-21)

    • ሰንበት ማና ኣይነበረን (22-30)

    • ንመዘከርታ ዚኸውን ማና ተቐመጠ (31-36)

  • 17

    • ኣብ ሆሬብ ብስእነት ማይ ኣማረሩ (1-4)

    • ካብ ከውሒ ማይ ወጸ (5-7)

    • ኣማሌቃውያን ተዋጊኦም ተሳዕሩ (8-16)

  • 18

    • የትሮን ጺጶራን መጹ (1-12)

    • የትሮ ፈራዶ ኺሽየሙ ምኽሪ ሃበ (13-27)

  • 19

    • ኣብ ከረን ሲና (1-25)

      • ‘መንግስቲ ኻህናት ክትኰኑኒ ኢኹም’ (5, 6)

      • እቶም ህዝቢ ምስ ኣምላኽ ኪራኸቡ ተቐደሱ (14, 15)

  • 20

    • ዓሰርተ ትእዛዛት (1-17)

    • እስራኤላውያን በቲ ዝረኣይዎ ፈርሁ (18-21)

    • ብዛዕባ ኣምልኾ እተዋህበ ትእዛዝ (22-26)

  • 21

    • ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-36)

      • ብዛዕባ እብራውያን ባሮት (2-11)

      • ኣብ ብጻይካ ብዛዕባ ዚፍጸም ዓመጻ (12-27)

      • ብዛዕባ እንስሳታት (28-36)

  • 22

    • ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-31)

      • ብዛዕባ ስርቂ (1-4)

      • ኣብ ኣዝርእቲ ብዛዕባ ዚወርድ ዕንወት (5, 6)

      • ብዛዕባ ኻሕሳን ዋንነትን (7-15)

      • ብዛዕባ ምስሓት (16, 17)

      • ብዛዕባ ኣምልኾን ማሕበራዊ ፍትሕን (18-31)

  • 23

    • ንእስራኤላውያን እተዋህበ ፍርድታት (1-19)

      • ብዛዕባ ቕንዕናን ፍትሕን (1-9)

      • ብዛዕባ ሰንበትን በዓላትን (10-19)

    • መልኣኽ ንእስራኤላውያን ኪመርሖም እዩ (20-26)

    • ዚወርስዎ ምድርን ዶባትን (27-33)

  • 24

    • እቶም ህዝቢ ኺዳን ኪሕልዉ ተሰማምዑ (1-11)

    • ሙሴ ኣብ ከረን ሲና (12-18)

  • 25

    • መባእ እቲ ማሕደር (1-9)

    • ታቦት (10-22)

    • ሰደቓ (23-30)

    • ቀዋሚ ቐንዴል (31-40)

  • 26

    • ማሕደር (1-37)

      • ዓለባ ድንኳን (1-14)

      • መቓን ሉሕን ዚስኵዓሉ መቘምን (15-30)

      • መጋረጃን መጋረድን (31-37)

  • 27

    • መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (1-8)

    • ኣጸድ (9-19)

    • ዘይቲ ቐዋሚ ቐንዴል (20, 21)

  • 28

    • ክዳውንቲ ኻህናት (1-5)

    • ኤፎድ (6-14)

    • ልብሲ ኣፍ ልቢ (15-30)

      • ኡሪምን ቱሚምን (30)

    • እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ (31-35)

    • ቀጸላ ወርቂ እተኣስሮ መጠምጠምያ (36-39)

    • ካልእ ክዳውንቲ ኻህናት (40-43)

  • 29

    • ሽመት ካህናት (1-37)

    • መዓልታዊ መስዋእቲ (38-46)(38-46)

  • 30

    • መሰውኢ ዕጣን (1-10)

    • ቈጸራ ህዝብን ናይ ዕርቂ ገንዘብን (11-16)

    • ንመሕጸቢ ዚኸውን ገበራ ነሓሲ (17-21)

    • ብፍሉይ መገዲ እተዋሃሃደ ዘይቲ ቕብኣት (22-33)

    • ኣቃምማ ቕዱስ ዕጣን (34-38)

  • 31

    • ኢደ ጥበበኛታት ብመንፈስ ኣምላኽ ተመልኡ (1-11)

    • ሰንበት ኣብ መንጎ ኣምላኽን እስራኤላውያንን ምልክት ኰነት (12-17)

    • ክልተ ጽላት እምኒ (18)

  • 32

    • ኣምልኾ ምራኽ ወርቂ (1-35)

      • ሙሴ ዘይልሙድ ደርፊ ሰምዐ (17, 18)

      • ሙሴ ነተን ጽላት ሕጊ ሰበረን (19)

      • ሌዋውያን ንየሆዋ እሙናት ኰኑ (26-29)

  • 33

    • መግናሕቲ ኣምላኽ (1-6)

    • ድንኳን ምርኻብ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ኰነ (7-11)

    • ሙሴ ኽብሪ የሆዋ ኽርኢ ለመነ (12-23)

  • 34

    • ሓደስቲ ጽላት እምኒ ተዳለዋ (1-4)

    • ሙሴ ኽብሪ የሆዋ ረኣየ (5-9)

    • እቲ ኺዳን ከም ብሓድሽ ተዘርዚሩ ተገልጸ (10-28)

    • ገጽ ሙሴ ኣብርሀ (29-35)

  • 35

    • ትእዛዝ ሰንበት (1-3)

    • ንማሕደር ዚውሃብ መባእ (4-29)

    • በሳልኤልን ኦሆልያብን ብመንፈስ ተመልኡ (30-35)

  • 36

    • ካብቲ ዜድሊ ዚዛይድ ተዋህበ (1-7)

    • ኣሰራርሓ ማሕደር (8-38)

  • 37

    • ኣሰራርሓ ታቦት (1-9)

    • ሰደቓ (10-16)

    • ቀዋሚ ቐንዴል (17-24)

    • መሰውኢ ዕጣን (25-29)

  • 38

    • መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (1-7)

    • ገበራ ነሓሲ (8)

    • ኣጸድ (9-20)

    • ጸብጻብ ኣቕሑ ማሕደር (21-31)

  • 39

    • ኣሰራርሓ ኽዳውንቲ ኻህናት (1)

    • ኤፎድ (2-7)

    • ልብሲ ኣፍ ልቢ (8-21)

    • እጅገ ዘይብሉ ቐምሽ ላዕሊ (22-26)

    • ካልእ ክዳውንቲ ኻህናት (27-29)

    • ቀጸላ ወርቂ (30, 31)

    • ሙሴ ነቲ ማሕደር መርመሮ (32-43)

  • 40

    • እቲ ማሕደር ተተኽለ (1-33)

    • ክብሪ የሆዋ ነቲ ማሕደር መልኦ (34-38)