ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እያሱ

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • የሆዋ ንእያሱ ኣተባብዖ (1-9)

      • ነቲ ሕጊ ብትሕቲ መልሓስካ ኣንብቦ (8)

    • ዮርዳኖስ ንምስጋር እተገብረ ምድላዋት (10-18)

  • 2

    • እያሱ፡ ክልተ ሰለይቲ ናብ ያሪኮ ሰደደ (1-3)

    • ረሃብ ነቶም ሰለይቲ ሓብኣቶም (4-7)

    • ንረሃብ እተኣትወላ ቓል (8-21ሀ)

      • ቀይሕ ገመድ ንምልክት ኰነ (18)

    • እቶም ሰለይቲ ናብ እያሱ ተመልሱ (21ለ-24)

  • 3

    • እስራኤል፡ ዮርዳኖስ ተሳገረ (1-17)

  • 4

    • መዘከርታ ዚኸውን ኣእማን (1-24)

  • 5

    • ኣብ ጊልጋል ተገዝሩ (1-9)

    • ፋስጋ ተባዕለ፣ ማና ኣቋረጸ (10-12)

    • መስፍን ሰራዊት የሆዋ (13-15)

  • 6

    • መካበብያ ያሪኮ ወደቐ (1-21)

    • ረሃብን ቤተ ሰባን ተናሕፉ (22-27)

  • 7

    • እስራኤል ኣብ ዓይ ተሳዕረ (1-5)

    • ጸሎት እያሱ (6-9)

    • ጠንቂ እቲ ስዕረት ዝዀነ ሓጢኣት (10-15)

    • ዓካን ተቓልዐን ብዳርባ እምኒ ተቐትለን (16-26)

  • 8

    • እያሱ ንዓይ ደባይ ገበረላ (1-13)

    • ዓይ ተታሕዘት (14-29)

    • እቲ ሕጊ ኣብ ከረን ዔባል ተነብበ (30-35)

  • 9

    • ጐራሓት ጊብዖናውያን ሰላም ኪገብሩ ደለዩ (1-15)

    • ምትላል ጊብዖናውያን ተፈልጠ (16-21)

    • ጊብዖናውያን ኣረይቲ ዕንጨይትን ወረድቲ ማይን ኰኑ (22-27)

  • 10

    • እስራኤል ንጊብዖን ተኸላኸለላ (1-7)

    • የሆዋ ንእስራኤል ተዋግኣሉ (8-15)

      • ኣእማን በረድ ኣብቶም ዚሃድሙ ጸላእቲ ዘነመ (11)

      • ጸሓይ ደው በለት (12-14)

    • እቶም መጥቃዕቲ ዝፈነዉ ሓሙሽተ ነገስታት ተቐትሉ (16-28)

    • ኣብ ደቡብ ዚርከባ ኸተማታት ተታሕዛ (29-43)

  • 11

    • ኣብ ሰሜን ዚርከባ ኸተማታት ተታሕዛ (1-15)

    • ዝርዝር እቶም እያሱ ዝሰዓሮም (16-23)

  • 12

    • ኣብ ምብራቕ ዮርዳኖስ እተሳዕሩ ነገስታት (1-6)

    • ኣብ ምዕራብ ዮርዳኖስ እተሳዕሩ ነገስታት (7-24)

  • 13

    • ገና ዘይተታሕዘ ኽፋል እታ ምድሪ (1-7)

    • ምምቕቓል እታ ብምብራቕ ዮርዳኖስ እትርከብ ምድሪ (8-14)

    • ርስቲ ሮቤል (15-23)

    • ርስቲ ጋድ (24-28)

    • ብምብራቕ ዚርከብ ርስቲ ምናሴ (29-32)

    • የሆዋ ርስቲ ሌዋውያን እዩ (33)

  • 14

    • ምምቕቓል እታ ብምዕራብ ዮርዳኖስ እትርከብ ምድሪ (1-5)

    • ካሌብ ንኬብሮን ወረሳ (6-15)

  • 15

    • ርስቲ ይሁዳ (1-12)

    • ጓል ካሌብ ምድሪ ተዋህባ (13-19)

    • ከተማታት ይሁዳ (20-63)

  • 16

    • ርስቲ ደቂ ዮሴፍ (1-4)

    • ርስቲ ኤፍሬም (5-10)

  • 17

    • ብምዕራብ ዚርከብ ርስቲ ምናሴ (1-13)

    • ንደቂ ዮሴፍ እተዋህበ ተወሳኺ ምድሪ (14-18)

  • 18

    • እታ ዝተረፈት ምድሪ ኣብ ሺሎ ተማቐልዋ (1-10)

    • ርስቲ ብንያም (11-28)

  • 19

    • ርስቲ ስምኦን (1-9)

    • ርስቲ ዛብሎን (10-16)

    • ርስቲ ይሳኮር (17-23)

    • ርስቲ ኣሴር (24-31)

    • ርስቲ ንፍታሌም (32-39)

    • ርስቲ ዳን (40-48)

    • ርስቲ እያሱ (49-51)

  • 20

    • ከተማታት ዕቝባ (1-9)

  • 21

    • ንሌዋውያን እተዋህባ ኸተማታት (1-42)

      • ንደቂ ኣሮን (9-19)

      • ንዝተረፉ ቀሃታውያን (20-26)

      • ንደቂ ጌርሾናውያን (27-33)

      • ንደቂ መራራውያን (34-40)

    • የሆዋ ዘተስፈዎም ተስፋታት ተፈጺሙ (43-45)

  • 22

    • ብምብራቕ ዚነብሩ ነገዳት ተመልሱ (1-8)

    • ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ መሰውኢ ሰርሑ (9-12)

    • ትርጉም እቲ መሰውኢ ተገልጸ (13-29)

    • እተላዕለ ግጭት ደቀሰ (30-34)

  • 23

    • እያሱ ንመራሕቲ እስራኤል ተሰናበቶም (1-16)

      • ሓንቲ ቓል የሆዋ እኳ ኣይወደቐትን (14)

  • 24

    • እያሱ ታሪኽ እስራኤል ዘርዘረ (1-13)

    • ንየሆዋ ኼገልግልዎ ተማሕጸኖም (14-24)

      • “ኣነን ቤተ ሰበይን ግና፡ ንየሆዋ ኢና እነገልግል” (15)

    • እያሱ ምስ እስራኤል ዝኣተዎ ኺዳን (25-28)

    • እያሱ ሞተን ተቐብረን (29-31)

    • ኣዕጽምቲ ዮሴፍ ኣብ ሰኬም ተቐብረ (32)

    • ኣልኣዛር ሞተን ተቐብረን (33)