ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሳፍንቲ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21

ትሕዝቶ

  • 1

    • ይሁዳን ስምኦንን ዝሓዝዎ ቦታታት (1-20)

    • ይቡሳውያን ካብ የሩሳሌም ኣይለቐቑን (21)

    • ዮሴፍ ንቤት-ኤል ሓዛ (22-26)

    • ከነኣናውያን ጠሪሶም ኣይተሰጕጉን (27-36)

  • 2

    • መልኣኽ የሆዋ ዝሃቦ መጠንቀቕታ (1-5)

    • ሞት እያሱ (6-10)

    • ንእስራኤል ንምድሓን፡ መሳፍንቲ ተንስኡ (11-23)

  • 3

    • የሆዋ ንእስራኤል ፈተኖ (1-6)

    • ዖትኒኤል እቲ ቐዳማይ መስፍን (7-11)

    • ኤሁድ ንንጉስ ዔግሎን ቀተሎ (12-30)

    • ሻምጋር (31)

  • 4

    • ያቢን ንጉስ ከነኣን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-3)

    • ነብዪት ዴቦራን ባራቅን (4-16)

    • ያዔል ንሲሰራ እቲ ሓለቓ ሰራዊት ቀተለቶ (17-24)

  • 5

    • ዴቦራን ባራቅን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-31)

      • ከዋኽብቲ ምስ ሲሰራ ተዋግኡ (20)

      • ርባ ቂሶን ኣዕለቕለቐ (21)

      • እቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ከም ጸሓይ እዮም (31)

  • 6

    • ሚድያን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-10)

    • መልኣኽ ንጊዴዎን ኣተባብዖ (11-24)

    • ጊዴዎን፡ መሰውኢ በዓል ኣፍረሰ (25-32)

    • መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ጊዴዎን መጸ (33-35)

    • ፈተና ቝሩጽ ጸምሪ (36-40)

  • 7

    • ጊዴዎንን 300 ሰቡን (1-8)

    • ሰራዊት ጊዴዎን ንሚድያን ሰዓሮ (9-25)

      • “ሰይፊ የሆዋን ጊዴዎንን!” (20)

      • ኣብ ሰፈር ሚድያናውያን እተፈጥረ ዕግርግር (21, 22)

  • 8

    • ኤፍሬማውያን ንጊዴዎን ተቛየቝዎ (1-3)

    • ንነገስታት ሚድያን ቀተሎም (4-21)

    • ጊዴዎን ንግስና ኣበየ (22-27)

    • ህይወት ጊዴዎን (28-35)

  • 9

    • ኣቢሜሌክ ኣብ ሴኬም ነገሰ (1-6)

    • ዮታም እተዛረቦ ምሳልያዊ ዛንታ (7-21)

    • ሕማቕ ኣገዛዝኣ ኣቢሜሌክ (22-33)

    • ኣቢሜሌክ ንሴኬም ኣጥቅዓ (34-49)

    • ሰበይቲ ንኣቢሜሌክ ቀተለቶ (50-57)

  • 10

    • ቶላዕን ያኢርን (1-5)

    • እስራኤል ይዓሉ፡ ይንሳሕ (6-16)

    • ዓሞናውያን ንእስራኤል ኣስግእዎ (17, 18)

  • 11

    • ይፍታሕ ተሰጕጐ፡ ደሓር መራሒ ዀነ (1-11)

    • ይፍታሕ ንዓሞናውያን እተዛረቦም ዘረባ (12-28)

    • መብጽዓ ይፍታሕን ጓሉን (29-40)

      • ጓል ይፍታሕ ከይተመርዓወት ዘሕለፈቶ ህይወት (38-40)

  • 12

    • ምስ ኤፍሬማውያን እተፈጥረ ግጭት (1-7)

      • ፈተና ሺቦለት (6)

    • መሳፍንቲ ዝነበሩ ኢብጻንን ኤሎንን ዓብዶንን (8-15)

  • 13

    • መልኣኽ ንማኖኣን ንሰበይቱን በጽሖም (1-23)

    • ልደት ሲምሶን (24, 25)

  • 14

    • ሲምሶን ፍልስጥኤማዊት ሰበይቲ ኼእቱ ደለየ (1-4)

    • ሲምሶን ብመንፈስ የሆዋ ኣንበሳ ቐተለ (5-9)

    • ሲምሶን ኣብ መርዓኡ ዘቕረቦ ሕንቅሕንቅሊተይ (10-19)

    • ሰበይቲ ሲምሶን ንኻልእ ሰብ ተዋህበት (20)

  • 15

    • ሲምሶን ኣብ ልዕሊ ፍልስጥኤማውያን ሕነኡ ፈደየ (1-20)

  • 16

    • ሲምሶን ኣብ ጋዛ (1-3)

    • ሲምሶንን ደሊላን (4-22)

    • ሲምሶን ሕነኡ ፈድዩ ሞተ (23-31)

  • 17

    • ጣኦታት ሚካን ካህኑን (1-13)

  • 18

    • ዳናውያን ርስቲ ይደልዩ ነበሩ (1-31)

      • ጣኦታት ሚካን ካህኑን ተታሕዙ (14-20)

      • ላይሽ ተወስደት፡ ዳን ተባሂላ ተሰምየት (27-29)

      • ኣብ ዳን ዝቘመ ኣምልኾ ጣኦት (30, 31)

  • 19

    • ብንያማውያን ኣብ ጊብዓ ዝፈጸምዎ ጾታዊ ገበን (1-30)

  • 20

    • ምስ ብንያማውያን እተገብረ ውግእ (1-48)

  • 21

    • ብንያም ብደረጃ ነገድ ካብ ጥፍኣት ደሓነ (1-25)