ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1 ሳሙኤል

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • ኤልቃናን ኣንስቱን (1-8)

    • ሃና፡ ወዲ ኺውሃባ ጸለየት (9-18)

    • ሳሙኤል ተወልደ፡ ንየሆዋ ድማ ተዋህበ (19-28)

  • 2

    • ጸሎት ሃና (1-11)

    • ሓጢኣት እቶም ክልተ ደቂ ኤሊ (12-26)

    • የሆዋ ንቤተ ሰብ ኤሊ ፈረዶም (27-36)

  • 3

    • ሳሙኤል ነብዪ ኪኸውን ተጸውዐ (1-21)

  • 4

    • ፍልስጥኤማውያን ነቲ ታቦት ማረኽዎ (1-11)

    • ኤሊን ደቁን ሞቱ (12-22)

  • 5

    • እቲ ታቦት ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን (1-12)

      • ዳጎን ተዋረደ (1-5)

      • ፍልስጥኤማውያን ብመዓት ተወቕዑ (6-12)

  • 6

    • ፍልስጥኤማውያን ነቲ ታቦት ናብ እስራኤል መለስዎ (1-21)

  • 7

    • እቲ ታቦት ኣብ ቂርያት-የዓሪም (1)

    • ሳሙኤል፡ ‘ንየሆዋ ጥራይ ኣገልግልዎ’ ኢሉ ተማሕጸኖም (2-6)

    • እስራኤል ኣብ ሚጽጳ ዝረኸቦ ዓወት (7-14)

    • ሳሙኤል ንእስራኤል ፈረደ (15-17)

  • 8

    • እስራኤላውያን ንጉስ ኪነግሶም ሓተቱ (1-9)

    • ሳሙኤል ነቶም ህዝቢ ኣጠንቀቖም (10-18)

    • ነቲ ንጉስ ኪነግሶም ዘቕረብዎ ሕቶ፡ የሆዋ ተቐበሎ (19-22)

  • 9

    • ሳሙኤል ምስ ሳኦል ተራኸበ (1-27)

  • 10

    • ሳኦል ንጉስ ኪኸውን ተቐብአ (1-16)

    • ሳኦል ንጉስ ኰይኑ ምስ ህዝቢ ተፋለጠ (17-27)

  • 11

    • ሳኦል ንዓሞናውያን ሰዓሮም (1-11)

    • ንግስና ሳኦል ተሓደሰ (12-15)

  • 12

    • ሳሙኤል እተዛረቦ ናይ ስንብታ ዘረባ (1-25)

      • ‘ንኸንቱታት ኣይትስዓብዎም’ (21)

      • የሆዋ ንህዝቡ ኣይሓድጎን እዩ (22)

  • 13

    • ሳኦል ሰራዊት ሓረየ (1-4)

    • ሳኦል ብድፍረት ስጕምቲ ወሰደ (5-9)

    • ሳሙኤል ንሳኦል ገንሖ (10-14)

    • ኣብ እስራኤል ኣጽዋር ኣይነበረን (15-23)

  • 14

    • ዮናታን ኣብ ሚኽማሽ ዝፈጸሞ ጅግንነት (1-14)

    • ኣምላኽ ንጸላእቲ እስራኤል ሰጐጎም (15-23)

    • ሳኦል ብታህዋኽ ዝመሓሎ ማሕላ (24-46)

      • እቶም ህዝቢ ነቲ ስጋ ምስ ደሙ በልዕዎ (32-34)

    • ሳኦል እተዋግኦ ውግኣት፣ ስድራ ቤቱ (47-52)

  • 15

    • ሳኦል ትእዛዝ ጥሒሱ ንኣጋግ ነሓፎ (1-9)

    • ሳሙኤል ንሳኦል ገንሖ (10-23)

      • “ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ” (22)

    • ሳኦል ንጉስ ከይከውን ተናዕቀ (24-29)

    • ሳሙኤል ንኣጋግ ቀተሎ (30-35)

  • 16

    • ሳሙኤል ንዳዊት፡ ዚቕጽል ንጉስ ኪኸውን ቀብኦ (1-13)

      • “የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ” (7)

    • መንፈስ ኣምላኽ ካብ ሳኦል ረሓቐ (14-17)

    • ዳዊት ናይ ሳኦል ወቓዕ መሰንቆ ዀነ (18-23)

  • 17

    • ዳዊት ንጐልያድ ሰዓሮ (1-58)

      • ጐልያድ ንእስራኤል ኣባጨወሉ (8-10)

      • ዳዊት ነቲ ብድሆ ተቐበሎ (32-37)

      • ዳዊት ብስም የሆዋ ኺዋጋእ ቀረበ (45-47)

  • 18

    • ዕርክነት ዳዊትን ዮናታንን (1-4)

    • ዓወታት ዳዊት ንሳኦል ኣቕንኦ (5-9)

    • ሳኦል ንዳዊት ኪቐትሎ ፈተነ (10-19)

    • ዳዊት ንሚካል ጓል ሳኦል ተመርዓዋ (20-30)

  • 19

    • ሳኦል ንዳዊት ዝነበሮ ቐጻሊ ጽልኢ (1-13)

    • ዳዊት ካብ ሳኦል ኣምለጠ (14-24)

  • 20

    • ዮናታን ንዳዊት ዝነበሮ ተኣማንነት (1-42)

  • 21

    • ዳዊት ኣብ ኖብ እንጌራ ምርኣይ በልዐ (1-9)

    • ዳዊት ኣብ ጋት ከም ዕቡድ መሰለ (10-15)

  • 22

    • ዳዊት ኣብ ዓዱላምን ኣብ ሚጽጰን (1-5)

    • ሳኦል ንኻህናት ኖብ ኣቕተሎም (6-19)

    • ኣብያታር ኣምለጠ (20-23)

  • 23

    • ዳዊት ንኸተማ ቅዒላ ኣድሓና (1-12)

    • ሳኦል ንዳዊት ሰዓቦ (13-15)

    • ዮናታን ንዳዊት ኣበርትዖ (16-18)

    • ዳዊት ካብ ሳኦል ንስክላ ኣምለጠ (19-29)

  • 24

    • ዳዊት ንህይወት ሳኦል ነሓፋ (1-22)

      • ዳዊት ንቕቡእ የሆዋ ዝነበሮ ኣኽብሮት (6)

  • 25

    • ሞት ሳሙኤል (1)

    • ናባል ነቶም ዳዊት ዝሰደዶም ሰባት ሰጐጎም (2-13)

    • ኣቢጋይል ዝወሰደቶ ጥበባዊ ስጕምቲ (14-35)

      • ‘ከረጺት ህይወት ምስ የሆዋ’ (29)

    • የሆዋ ነቲ ዓሻ ናባል ወቕዖ (36-38)

    • ኣቢጋይል ሰበይቲ ዳዊት ኰነት (39-44)

  • 26

    • ዳዊት ንህይወት ሳኦል መሊሱ ነሓፋ (1-25)

      • ዳዊት ንቕቡእ የሆዋ ዝነበሮ ኣኽብሮት (11)

  • 27

    • ፍልስጥኤማውያን ንዳዊት ጺቅላግ ሃብዎ (1-12)

  • 28

    • ሳኦል ኣብ ዔን-ዶር ናብ እትርከብ ጠያቒት መናፍስቲ ኸደ (1-25)

  • 29

    • ፍልስጥኤማውያን ንዳዊት ኣይኣመንዎን (1-11)

  • 30

    • ኣማሌቃውያን ወሪሮም ንጺቅላግ ኣንደድዋ (1-6)

      • ዳዊት ብኣምላኽ በርትዐ (6)

    • ዳዊት ንኣማሌቃውያን ሰዓሮም (7-31)

      • ዳዊት፡ ምሩኻት ኣምለሰ (18, 19)

      • ዳዊት ብዛዕባ ምርኮ ዘቘሞ ስርዓት (23, 24)

  • 31

    • ሞት ሳኦልን ሰለስተ ደቁን (1-13)