ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2 ሳሙኤል

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • ዳዊት ብዛዕባ ሞት ሳኦል ሰምዐ (1-16)

    • ዳዊት ንሳኦልን ንዮናታንን ዘልቀሰሎም ልቕሶ (17-27)

  • 2

    • ዳዊት ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ነገሰ (1-7)

    • ኢሽ-ቦሸት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነገሰ (8-11)

    • ኣብ መንጎ ቤት ዳዊትን ቤት ሳኦልን እተገብረ ውግእ (12-32)

  • 3

    • ቤት ዳዊት እናበርትዐት ከደት (1)

    • ደቂ ዳዊት (2-5)

    • ኣብኔር ናብ ዳዊት ከደ (6-21)

    • ዮኣብ ንኣብኔር ቀተሎ (22-30)

    • ዳዊት ንኣብኔር ሓዘነሉ (31-39)

  • 4

    • ኢሽ-ቦሸት ተቐትለ (1-8)

    • ዳዊት ነቶም ቀተልቲ ኣቕተሎም (9-12)

  • 5

    • ዳዊት ኣብ ልዕሊ ዅላ እስራኤል ነገሰ (1-5)

    • የሩሳሌም ተታሕዘት (6-16)

      • ጽዮን፡ ከተማ ዳዊት (7)

    • ዳዊት ንፍልስጥኤማውያን ሰዓሮም (17-25)

  • 6

    • ነቲ ታቦት ናብ የሩሳሌም ኣደየብዎ (1-23)

      • ዑዛ ነቲ ታቦት ሓዞ እሞ ተቐዝፈ (6-8)

      • ሚካል ንዳዊት ነዓቐቶ (16, 20-23)

  • 7

    • ዳዊት ቤተ መቕደስ ከም ዘይሃንጽ ተነግሮ (1-7)

    • ምስ ዳዊት እተኣትወ ኺዳን መንግስቲ (8-17)

    • ዳዊት ዘቕረቦ ጸሎት ምስጋና (18-29)

  • 8

    • ዓወታት ዳዊት (1-14)

    • ምምሕዳር ዳዊት (15-18)

  • 9

    • ዳዊት ንመፊቦሸት ብተኣማንነት ዘርኣዮ ፍቕሪ (1-13)

  • 10

    • ኣብ ልዕሊ ዓሞንን ሶርያን እተረኽበ ዓወታት (1-19)

  • 11

    • ዳዊት ምስ ባትሴባ ዝፈጸሞ ዝሙት (1-13)

    • ዳዊት ንኡርያ ኣቕተሎ (14-25)

    • ዳዊት ንባትሴባ ሰበይቱ ኽትከውን ወሰዳ (26, 27)

  • 12

    • ናታን ንዳዊት ገንሖ (1-15ሀ)

    • ባትሴባ ዝወለደቶ ወዲ ሞተ (15ለ-23)

    • ባትሴባ ንሰሎሞን ወለደት (24, 25)

    • ራባ ኸተማ ደቂ ዓሞን ተታሕዘት (26-31)

  • 13

    • ኣምኖን ንታማር ዓመጻ (1-22)

    • ኣቤሴሎም ንኣምኖን ቀተሎ (23-33)

    • ኣቤሴሎም ናብ ጌሹር ሃደመ (34-39)

  • 14

    • ዮኣብን እታ ተቆዓዊት ሰበይትን (1-17)

    • ዳዊት ንሓሳብ ዮኣብ ፈለጦ (18-20)

    • ኣቤሴሎም ኪምለስ ተፈቕደሉ (21-33)

  • 15

    • ውዲትን ዕልወትን ኣቤሴሎም (1-12)

    • ዳዊት ካብ የሩሳሌም ሃደመ (13-30)

    • ኣሒቶፌል ምስ ኣቤሴሎም ሓበረ (31)

    • ሑሻይ ንምኽሪ ኣሒቶፌል ኬፍሽል ተላእከ (32-37)

  • 16

    • ጺባ ንመፊቦሸት ሓመዮ (1-4)

    • ሺምዒ ንዳዊት ረገሞ (5-14)

    • ኣቤሴሎም ንሑሻይ ተቐበሎ (15-19)

    • ምኽሪ ኣሒቶፌል (20-23)

  • 17

    • ሑሻይ ንምኽሪ ኣሒቶፌል ኣፍሸሎ (1-14)

    • ንዳዊት መጠንቀቕታ ተዋህቦ፣ ካብ ኣቤሴሎም ኣምለጠ (15-29)

      • ባርዚላይን ካልኦትን እኽለ ማይ ኣምጽኡ (27-29)

  • 18

    • ኣቤሴሎም ተሳዕረን ሞተን (1-18)

    • ዳዊት ብዛዕባ ሞት ኣቤሴሎም ተነግሮ (19-33)

  • 19

    • ዳዊት ንኣቤሴሎም ሓዘነሉ (1-4)

    • ዮኣብ ንዳዊት ገንሖ (5-8ሀ)

    • ዳዊት ናብ የሩሳሌም ተመልሰ (8ለ-15)

    • ሺምዒ ይቕረታ ሓተተ (16-23)

    • መፊቦሸት ንጹህ ምዃኑ ተረጋገጸ (24-30)

    • ንጉስ ንባርዚላይ ኣኽበሮ (31-40)

    • ኣብ መንጎ እቶም ነገዳት እተላዕለ ኽትዕ (41-43)

  • 20

    • ዕልወት ሸባ፣ ዮኣብ ንዓማሳ ቐተሎ (1-13)

    • ሸባ ተሰጕጐን ርእሱ ተቘርጸን (14-22)

    • ምምሕዳር ዳዊት (23-26)

  • 21

    • ጊብዖናውያን ኣብ ልዕሊ ቤት ሳኦል ሕነኦም ፈደዩ (1-14)

    • ምስ ፍልስጥኤማውያን እተገብረ ውግኣት (15-22)

  • 22

    • ዳዊት ንኣምላኽ ስለቲ ግብርታት ድሕነቱ ወደሶ (1-51)

      • ‘የሆዋ ኸውሐይ እዩ’ (2)

      • የሆዋ ንእሙናት እሙን እዩ (26)

  • 23

    • መወዳእታ ዘረባ ዳዊት (1-7)

    • ጅግንነት ጀጋኑ ዳዊት (8-39)

  • 24

    • ዳዊት ንህዝቢ ብምቝጻሩ ዝፈጸሞ ሓጢኣት (1-14)

    • ብለበዳ 70,000 ሞቱ (15-17)

    • ዳዊት መሰውኢ ሰርሐ (18-25)

      • ‘ዋጋ ዘይተኸፍለሉ መስዋእቲ ኣየቕርብን’ (24)