ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2 ዜና መዋእል

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰሎሞን ጥበብ ኪውሃቦ ዘቕረቦ ልማኖ (1-12)

    • ሃብቲ ሰሎሞን (13-17)

  • 2

    • ንህንጸት እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-18)

  • 3

    • ሰሎሞን ነታ ቤተ መቕደስ ኪሃንጻ ጀመረ (1-7)

    • ቅድስተ ቕዱሳን (8-14)

    • ክልተ ዓንዲ ነሓሲ (15-17)

  • 4

    • መሰውእን ባሕርን ገበራታትን (1-6)

    • ቀወምቲ ቐነዲልን ሰደቓታትን ኣጸዳትን (7-11ሀ)

    • ምዝዛም ኣቕሑ እታ ቤተ መቕደስ (11ለ-22)

  • 5

    • ንመመረቕታ እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-14)

      • እቲ ታቦት ናብታ ቤተ መቕደስ ኣተወ (2-10)

  • 6

    • ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ እተዛረቦ ዘረባ (1-11)

    • ሰሎሞን ኣብ መመረቕታ ዝጸለዮ ጸሎት (12-42)

  • 7

    • እታ ቤተ መቕደስ ብኽብሪ የሆዋ መልአት (1-3)

    • ጽምብል መመረቕታ (4-10)

    • የሆዋ ንሰሎሞን ተራእዮ (11-22)

  • 8

    • ካልእ ዕዮታት ህንጸት ሰሎሞን (1-11)

    • ኣብታ ቤተ መቕደስ ዚግበር ኣምልኾ ተወደበ (12-16)

    • መራኽብ ሰሎሞን (17, 18)

  • 9

    • ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን በጽሓቶ (1-12)

    • ሃብቲ ሰሎሞን (13-28)

    • ሞት ሰሎሞን (29-31)

  • 10

    • እስራኤል ካብ ሮብዓም ዓለወ (1-19)

  • 11

    • ግዝኣት ሮብዓም (1-12)

    • እሙናት ሌዋውያን ናብ ይሁዳ ገዓዙ (13-17)

    • ስድራ ቤት ሮብዓም (18-23)

  • 12

    • ሺሻቅ ንየሩሳሌም ኣጥቅዓ (1-12)

    • መወዳእታ ግዝኣት ሮብዓም (13-16)

  • 13

    • ኣብያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-22)

      • ኣብያ ንየሮብዓም ሰዓሮ (3-20)

  • 14

    • ሞት ኣብያ (1)

    • ኣሳ፡ ንጉስ ይሁዳ (2-8)

    • ኣሳ ን1,000,000 ኢትዮጵያውያን ሰዓሮም (9-15)

  • 15

    • ኣሳ ዝገበሮ ተሓድሶ (1-19)

  • 16

    • ኣሳ ምስ ሶርያ ዝገበሮ ውዕል (1-6)

    • ሓናኒ ንኣሳ ገንሖ (7-10)

    • ሞት ኣሳ (11-14)

  • 17

    • ዮሳፋጥ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-6)

    • ወፈራ ትምህርቲ (7-9)

    • ወተሃደራዊ ሓይሊ ዮሳፋጥ (10-19)

  • 18

    • ዮሳፋጥ ምስ ኣከኣብ እተኣታተዎ ኺዳን (1-11)

    • ስዕረት ከም ዜጋጥም ሚካያ እተነበዮ ትንቢት (12-27)

    • ኣከኣብ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ተቐትለ (28-34)

  • 19

    • የሁ ንዮሳፋጥ ገንሖ (1-3)

    • ዮሳፋጥ ዝገበሮ ተሓድሶ (4-11)

  • 20

    • ጐረባብቲ ኣህዛብ ንይሁዳ ኣስግእዎ (1-4)

    • ዮሳፋጥ ረድኤት ኪረክብ ጸለየ (5-13)

    • ምላሽ የሆዋ (14-19)

    • ይሁዳ ብተኣምራዊ መገዲ ደሓነ (20-30)

    • መወዳእታ ግዝኣት ዮሳፋጥ (31-37)

  • 21

    • ዮራም፡ ንጉስ ይሁዳ (1-11)

    • ካብ ኤልያስ ብጽሑፍ ዝመጸ መልእኽቲ (12-15)

    • ሕማቕ መወዳእታ ዮራም (16-20)

  • 22

    • ኣሓዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9)

    • ዓታልያ፡ ዝፋን መንዝዐት (10-12)

  • 23

    • የሆያዳ ጣልቃ ኣተወ፣ ዮኣስ ንጉስ ኰነ (1-11)

    • ዓታልያ ተቐትለት (12-15)

    • የሆያዳ ዝገበሮ ተሓድሶ (16-21)

  • 24

    • ግዝኣት ዮኣስ (1-3)

    • ዮኣስ ነታ ቤተ መቕደስ ሓደሳ (4-14)

    • ክሕደት ዮኣስ (15-22)

    • ዮኣስ ተቐትለ (23-27)

  • 25

    • ኣማስያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-4)

    • ምስ ኤዶም ዝገበሮ ውግእ (5-13)

    • ኣማስያ ዝገበሮ ኣምልኾ ጣኦት (14-16)

    • ምስ ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ዝገበሮ ውግእ (17-24)

    • ሞት ኣማስያ (25-28)

  • 26

    • ዑዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-5)

    • ጅግንነት ዑዝያ (6-15)

    • ዑዝያ ብሰንኪ ትዕቢቱ ድዉይ ኰነ (16-21)

    • ሞት ዑዝያ (22, 23)

  • 27

    • ዮታም፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9)

  • 28

    • ኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-4)

    • ብሶርያን ብእስራኤልን ተሳዕረ (5-8)

    • ዖዴድ ንእስራኤላውያን ኣጠንቀቖም (9-15)

    • ይሁዳ ተዋረደ (16-19)

    • ኣምልኾ ጣኦትን ሞትን ኣሓዝ (20-27)

  • 29

    • ህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ (1, 2)

    • ህዝቅያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (3-11)

    • እታ ቤተ መቕደስ ጸረየት (12-19)

    • ኣገልግሎት እታ ቤተ መቕደስ ተሓደሰ (20-36)

  • 30

    • ህዝቅያስ ፋስጋ ኣብዓለ (1-27)

  • 31

    • ህዝቅያስ ክሕደት ኣጥፍአ (1)

    • ንኻህናትን ንሌዋውያንን ግቡእ ደገፍ ተገብረሎም (2-21)

  • 32

    • ሰናክሪብ ንየሩሳሌም ኣስግኣ (1-8)

    • ሰናክሪብ ንየሆዋ በድሆ (9-19)

    • መልኣኽ ንሰራዊት ኣሶራውያን ወቕዖም (20-23)

    • ሕማምን ትዕቢትን ህዝቅያስ (24-26)

    • ግብርታት ህዝቅያስን ሞቱን (27-33)

  • 33

    • ምናሴ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9)

    • ምናሴ ኻብ ክፍኣቱ ተነስሐ (10-17)

    • ሞት ምናሴ (18-20)

    • ኣሞን፡ ንጉስ ይሁዳ (21-25)

  • 34

    • ዮስያስ፡ ንጉስ ይሁዳ (1, 2)

    • ዮስያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (3-13)

    • መጽሓፍ ሕጊ ተረኽበት (14-21)

    • ሑልዳ እተነበየቶ ናይ መዓት ትንቢት (22-28)

    • ዮስያስ ነቶም ህዝቢ፡ ካብታ መጽሓፍ ኣንበበሎም (29-33)

  • 35

    • ዮስያስ ዓብዪ ፋስጋ ኣብዓለ (1-19)

    • ዮስያስ ብፈርኦን ኔኮ ተቐትለ (20-27)

  • 36

    • ዮኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-3)

    • ዮያቂም፡ ንጉስ ይሁዳ (4-8)

    • ዮያኪን፡ ንጉስ ይሁዳ (9, 10)

    • ጼዴቅያስ፡ ንጉስ ይሁዳ (11-14)

    • ጥፍኣት የሩሳሌም (15-21)

    • እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ (22, 23)