ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 ምሳሌ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 ትሕዝቶ 1 ዕላማ ምስላታት (1-7) ሓደጋታት ሕማቕ ዕርክነት (8-19) ናይ ሓቂ ጥበብ ብጋህዲ ትጭድር (20-33) 2 ዋጋ ጥበብ (1-22) ንጥበብ ከም ንሕቡእ መዝገብ ጌርካ ድለያ (4) ምምዝዛን ከተዕቝበካ እያ (11) ምንዝርና ጥፍኣት የምጽእ (16-19) 3 ጥበበኛ ኹን፡ ብየሆዋ ኸኣ ተኣመን (1-12) ንየሆዋ ብጥሪትካ ኣኽብሮ (9) ጥበብ ሓጐስ ተምጽእ (13-18) ጥበብ ደሓን ተምጽእ (19-26) ምስ ካልእ ኪህልወካ ዚግባእ ግቡእ ኣካይዳ (27-35) ዚከኣለካ እንተ ዀይኑ፡ ንሰብ ሰናይ ግበር (27) 4 ጥበባዊ ትምህርቲ ኣቦ (1-27) ልዕሊ ዅሉ ንጥበብ ኣጥርያ (7) ካብ መገዲ እኩያት ርሓቕ (14, 15) መገዲ ጻድቃን እናበርሀት ትኸይድ (18) “ንልብኻ ሓልዎ” (23) 5 ካብ ዚምንዝራ ኣንስቲ ተጠንቀቕ (1-14) ብሰበይትኻ ተሓጐስ (15-23) 6 ከይትውሓስ ተጠንቀቕ (1-5) “ኣታ ሃካይ፡ ናብ ጻጸ ኺድ” (6-11) ዘይጠቅምን እኩይን ሰብ (12-15) የሆዋ ዚጸልአን ሸውዓተ ነገር (16-19) ካብ ክፍእቲ ሰበይቲ ተሓሎ (20-35) 7 ትእዛዛት ኣምላኽ ሓሉ እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ (1-5) ገርሂ መንእሰይ ተታለለ (6-27) “ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኸይድ ብዕራይ” (22) 8 ጥበብ ከም ሰብ ኰይና ትዛረብ (1-36) ‘ኣነ ኻብ ግብርታት ኣምላኽ ቀዳማይ እየ’ (22) ‘ክኢላ ሰራሕተኛ ዀይነ ምስ ኣምላኽ ነበርኩ’ (30) “ንደቂ ሰብ እፈትዎም ነበርኩ” (31) 9 ናይ ሓቂ ጥበብ ትዕድም (1-12) “ብኣይሲ መዓልትታትካ ኺበዝሓ እየን” (11) ዓሻ ሰበይቲ ትዕድም (13-18) “ናይ ስርቂ ማይ ጥዑም እዩ” (17) ምስላታት ሰሎሞን (10:1–24:34) 10 ጥበበኛ ወዲ ንኣቦኡ የሐጕሶ (1) ትጉሃት ኣእዳው የሀብትማ (4) ኣብ ብዙሕ ዘረባ፡ ኣበሳ ኣይሰኣንን (19) በረኸት የሆዋ የሀብትም (22) ፍርሃት የሆዋ ህይወት የንውሕ (27) 11 ጥበብ ምስ ትሑታት እያ (2) ከሓዲ ንኻልኦት የጥፍእ (9) ‘ብብዙሓት ኣማኸርቲ ኣሳልጦ ይርከብ’ (14) ለጋስ ሰብ ጽቡቕ ይረክብ (25) ብሃብቱ ዚእመን ይወድቕ፣ (28) 12 መግናሕቲ ዚጸልእ፡ ዓሻ እዩ (1) “ብዘይ ሓልዮት ዚዝረብ ዘረባ ኸም ሰይፊ ይወግእ” (18) እቶም ሰላም ዚመኽሩ ሓጐስ ኣለዎም (20) ሓሰውቲ ኸናፍር ኣብ ቅድሚ የሆዋ ፍንፉናት እየን (22) ጭንቀት ንልቢ ይኸብዶ (25) 13 ምኽሪ ዚደልዩ፡ ጥበበኛታት እዮም (10) ዝደንጐየ ተስፋ፡ ልቢ የሕምም (12) እሙን ልኡኽ የሕዊ (17) ምስ ጥበበኛታት ምምልላስ ጥበበኛ ይገብር (20) ተግሳጽ መግለጺ ፍቕሪ እዩ (24) 14 ልቢ ንምረቱ ይፈልጦ (10) ቅንዕቲ እትመስል መገዲ፡ ሞት ከተምጽእ ትኽእል (12) ገርሂ፡ ኵሉ ቓል ይኣምን (15) ፈተውቲ ሃብታም ብዙሓት እዮም (20) ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ (30) 15 ልኡም ምላሽ፡ ነድሪ የህድእ (1) ኣዒንቲ የሆዋ ኣብ ኵሉ ቦታ እየን (3) ጸሎት ቅኑዓት ንኣምላኽ ባህ የብሎ (8) ምኽሪ ኣብ ዘይብሉ፡ ውጥናት ይፈሽል (22) ቅድሚ ምምላስካ ኣስተንትን (28) 16 የሆዋ ውሽጣዊ ድራኸታት ይምርምር (2) ተግባርካ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ (3) ቅኑዕ ሚዛን ካብ የሆዋ እዩ (11) ትምክሕቲ ቕድሚ ውድቀት እያ (18) ሸያብ ጸጕሪ፡ ዘውዲ ጽባቐ እዩ (31) 17 ኣብ ክንዲ ጽቡቕሲ ኽፉእ ኣይትፍደ (13) ቈየቛ ኸይጀመረ ርሓቕ (14) ናይ ሓቂ ፈታዊ፡ ኵሉ ግዜ የፍቅር (17) “ሕጉስ ልቢ ጽቡቕ መድሃኒት እዩ” (22) ኣስተውዓሊ ሰብ ቃላቱ ይገትእ (27) 18 ንርእሱ ዚፈሊ፡ ህርፋኑ ይስዕብ፡ ንጥበብ ከኣ ይነጽጎ (1) ስም የሆዋ ጽኑዕ ግምቢ እዩ (10) ሃብቲ ሓሳባዊ ዕቝባ ጥራይ እዩ (11) ክልቲኡ ወገን ምስማዕ ጥበብ እዩ (17) ካብ ሓው ኣብሊጹ ዚቐርብ ፈታዊ ኣሎ (24) 19 ልቦና ንሰብ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ ይገብሮ (11) ተቛያቚት ሰበይቲ ኸም ዜልሕዅ ናሕሲ እያ (13) ኣስተውዓሊት ሰበይቲ ኻብ የሆዋ እያ (14) ገና ተስፋ ኸሎ፡ ንውሉድካ ገስጾ (18) ተግሳጽ ምስማዕ፡ ጥበብ እዩ (20) 20 ወይኒ መላገጺ እዩ (1) ሃካይ ብኽረምቲ ኣይሓርስን (4) ሓሳባት ሰብ ከም ዓሚቝ ማይ እዩ (5) ተሃዊኽካ ኸይትመባጻዕ እተዋህበ መጠንቀቕታ (25) ንኣጕባዝሲ ሓይሎም ክብሮም እዩ (29) 21 የሆዋ ንልቢ ንጉስ የቕንዖ (1) ፍትሒ ኻብ መስዋእቲ ትበልጽ (3) ትግሃት ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ (5) ንትሑት ዘይሰምዕ፡ ኣይስማዕን (13) ንየሆዋ ዚጻረር ጥበብ የልቦን (30) 22 ጽቡቕ ስም ካብ ብዙሕ ሃብቲ ይሕረ (1) ብንእስነት ዚውሃብ ስልጠና ንምሉእ ዕድመ ይጠቅም (6) ሃካይ፡ “ኣብ ወጻኢ ኣንበሳ ኣሎ” ኢሉ ይፈርህ (13) ተግሳጽ ንዕሽነት የርሕቖ (15) ክኢላ ዓያዪ ንነገስታት የገልግል (29) 23 ኬአንግዱኻ ኸለዉ ተጠንቀቕ (2) ሃብቲ ኽትረክብ ኢልካ ኣይትጽዓር (4) ሃብቲ ኻባኻ ነፊሩ ኪኸይድ ይኽእል (5) ካብቶም ብዙሕ ዚሰትዩ ኣይትኹን (20) ኣልኮላዊ መስተ ኸም ተመን ይነክስ (32) 24 ብእኩያት ኣይትቕናእ (1) ቤት ብጥበብ ትህነጽ (3) ጻድቕሲ ይወድቕ እሞ ይትንስእ (16) ሕነ ኣይትፍደ (29) ትኽስታ ድኽነት የምጽእ (33, 34) ሰብ ንጉስ ህዝቅያስ ዝቐድሕወን ምስላታት ሰሎሞን (25:1–29:27) 25 ብምስጢር ዚተሓዝ ነገር (9) እተሓርየ ቓላት (11) ናብ ቤት ብጻይካ እግሪ ኣይተብዝሕ (17) ኣብ ርእሲ ጸላኢኻ ጓህሪ ምዅማር (21, 22) ጽቡቕ ወረ ኸም ዝሑል ማይ እዩ (25) 26 ሃካይ ከመይ ምዃኑ (13-16) ካብ ባእሲ እንዳ እማትካ ርሓቕ (17) ካብ ዜታልል ጸወታ ርሓቕ (18, 19) ዕንጨይቲ ኣብ ዘይብሉ፡ ሓዊ ይጠፍእ (20, 21) ቃላት ሓማዪ ኸም ጥዑም ኵላሶ እዩ (22) 27 ናይ ፈታዊ መግናሕቲ ጠቓሚ እዩ (5, 6) ወደየ፡ ንልበይ ኣሐጕሶ (11) ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ (17) ንመጓሰኻ ፍለጠን (23) ሃብቲ ንዘለኣለም ኣይነብርን (24) 28 ጸሎት እቲ ዘይሰምዕ፡ ፍንፉን እዩ (9) ዚናዘዝ ምሕረት ይረክብ (13) ከይበደልካ ብቕልጡፍ ዚርከብ ሃብቲ የልቦን (20) ካብ ሽሕጣንሲ መግናሕቲ ይሓይሽ (23) ለጋስ ገለ እኳ ኣይጐድሎን (27) 29 ስዲ ውሉድ የሕፍር (15) ብዘይ ራእይ፡ ህዝቢ ስዲ ይኸይድ (18) ቍጡዕ ሰብ፡ ባእሲ የለዓዕል (22) ትሑት ዝመንፈሱ፡ ክብሪ ይረክብ (23) ፍርሂ ሰብ መፈንጠራ እዩ (25) 30 ቃላት ኣጉር (1-33) ድኽነት ኰነ ሃብቲ ኣይትሃበኒ (8) ዘይጸግቡ ነገራት (15, 16) ኣሰር ዘይሓድግ ነገራት (18, 19) ዘማዊት ሰበይቲ (20) ብባህረት ጥበበኛታት ዝዀኑ እንስሳታት (24) 31 ቃላት ንጉስ ልሙኤል (1-31) ክኢላ ሰበይትስ መን ይረኽባ፧ (10) ትግህትን ጻዕረኛን (17) ለውሃት ኣብ ልሳና ኣሎ (26) ደቃን ሰብኣያን ይውድስዋ (28) ውቃበን ጽባቐን ሓላፊ እዩ (30) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ምሳሌ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ምሳሌ—ትሕዝቶ ትግርኛ ምሳሌ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ምሳሌ ገጽ 766-768