ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መክብብ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12

ትሕዝቶ

  • 1

    • ኵሉ ኸንቱ እዩ (1-11)

      • ምድሪ ንዘለኣለም ትነብር (4)

      • ተፈጥሮኣዊ ዑደት ይቕጽል (5-7)

      • ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር የልቦን (9)

    • ጥበብ ሰብ ድሩት እዩ (12-18)

      • ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይ (14)

  • 2

    • ዕዮን ጻዕርን ሰሎሞን ተገምገመ (1-11)

    • ተዛማዲ ዋጋ ጥበብ ሰብ (12-16)

    • ከንቱነት ጻዕሪ (17-23)

    • ብላዕን ስተን ብጻዕርኻ ተሓጐስን (24-26)

  • 3

    • ንዅሉ ገግዜኡ ኣለዎ (1-8)

    • ብህይወት ምንባር፡ ውህበት ኣምላኽ እዩ (9-15)

      • ዘለኣለማውነት ኣብ ልቢ ሰብ ኣሎ (11)

    • ኣምላኽ ንዅሉ ብፍትሒ ይፈርድ (16, 17)

    • ሰባት ኰኑ እንስሳታት ይሞቱ (18-22)

      • ኵላቶም ናብ ሓመድ ይምለሱ (20)

  • 4

    • ጭቈና ኻብ ሞት ይገድድ (1-3)

    • ሚዛናዊ ርእይቶ ዕዮ (4-6)

    • ኣገዳስነት ፈታዊ (7-12)

      • ካብ ሓደስ ክልተ ምዃን ይሓይሽ (9)

    • ህይወት ገዛኢ ኸንቱ ኪኸውን ይኽእል (13-16)

  • 5

    • ግቡእ ፍርሃት ኣሕዲርካ ናብ ኣምላኽ ቅረብ (1-7)

    • ታሕተዎት ብላዕለዎት ይጥመቱ (8, 9)

    • ከንቱነት ሃብቲ (10-20)

      • ፈተውቲ ገንዘብ ከቶ ኣይጸግቡን (10)

      • ድቃስ ዓያዪ ጥዑም እዩ (12)

  • 6

    • ጥሪት ብዘይ ሓጐስ (1-6)

    • ብዘሎካ ተሓጐስ (7-12)

  • 7

    • ጽቡቕ ስምን መዓልቲ ሞትን (1-4)

    • መግናሕቲ ጥበበኛ (5-7)

    • ካብ መጀመርታስ መወዳእታ ይሓይሽ (8-10)

    • ጥቕሚ ጥበብ (11, 12)

    • ሰናይ መዓልትን ሕማቕ መዓልትን (13-15)

    • እምብዛ ጻድቕ ወይ እምብዛ እኩይ ኣይትኹን (16-22)

    • ትዕዝብትታት እቲ ኣካቢ (23-29)

  • 8

    • ኣብ ትሕቲ ዘይፍጹም ሰብኣዊ ገዛኢ (1-17)

      • ትእዛዛት ንጉስ ሓሉ (2-4)

      • ግዝኣት ሰብ ጐዳኢ እዩ (9)

      • ፍርዲ ቐልጢፉ ምስ ዘይፍጸም (11)

      • ብላዕ፡ ስተ፡ ተሓጐስ (15)

  • 9

    • ኵሎም ሕደ መወዳእታ ኣለዎም (1-3)

    • ሞት እኳ እንተሎ፡ ብህይወት ተሓጐስ (4-12)

      • ምዉታት ገለ እኳ ኣይፈልጡን (5)

      • ኣብ መቓብር ንጥፈታት የልቦን (10)

      • ግዜን ኣጋጣምን (11)

    • ጥበብ ወትሩ ኣኽቢርካ ኣይትርአን (13-18)

  • 10

    • ንእሽቶ ዕሽነት ንጥበብ ይዕብልላ (1)

    • ዘይብቑዕ ምዃን ዘለዎ ሓደጋታት (2-11)

    • ዜሕዝን ኵነታት ዓሻ (12-15)

    • ኣብ መንጎ ገዛእቲ ዘሎ ዕሽነት (16-20)

      • ዑፍ ንቓላትካ ኽትደግሞ ትኽእል እያ (20)

  • 11

    • ንእትረኽቦ ኣጋጣሚ ተጠቐመሉ (1-8)

      • ንእንጌራኻ ናብ ማያት ደርብዮ (1)

      • ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ዝራእ (6)

    • ሓላፍነት እናተሰምዓካ ብንእስነትካ ተሓጐስ (9, 10)

  • 12

    • እርጋን ከይመጸ ንፈጣሪኻ ዘክሮ (1-8)

    • እቲ ኣካቢ ዝበጽሖ መደምደምታ (9-14)

      • ቃላት ጥበበኛታት ከም በሊሕ በትሪ (11)

      • ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ፍርሃዮ (13)