ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሃልየ መሃልይ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8

ትሕዝቶ

  • እታ ሹላማዊት ኣብ ሰፈር ንጉስ ሰሎሞን (1:1–3:5)

    • 1

      • መሃልየ መሃልይ (1)

      • ጓል (2-7)

      • ኣዋልድ የሩሳሌም (8)

      • ንጉስ (9-11)

        • “ስልማት ወርቂ ኽንገብረልኪ ኢና” (11)

      • ጓል (12-14)

        • ‘ፍቱወይ ከም ምዑዝ ቍጻር ከርበ እዩ’ (13)

      • ጓሳ (15)

        • “ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ”

      • ጓል (16, 17)

        • ‘ፍቱወየ፡ ጽቡቕ ኢኻ’ (16)

    • 2

      • ጓል (1)

        • ‘ኣነስ ሳፍሮን እየ’

      • ጓሳ (2)

        • ‘ፍቕርተይ ከም ዕምባባ ሹሻን እያ’

      • ጓል (3-14)

        • ‘ባዕሉ ኽሳዕ ዜንቅድሲ፡ ፍቕሪ ኣይተተንስኣ’ (7)

        • ጓሳ ተጠቒሱ (10ለ-14)

          • “ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ” (10ለ, 13)

      • ኣሕዋት እታ ጓል (15)

        • “ወኻሩ ሓዙልና”

      • ጓል (16, 17)

        • “ፍቱወይ ናተይ እዩ፡ ኣነ እውን ናቱ እየ” (16)

      • 3 ጓል (1-5)

        • ‘ብለይቲ ነቲ ዘፍቅሮ ደለኽዎ’ (1)

  • እታ ሹላማዊት ኣብ የሩሳሌም (3:6–8:4)

    • 3

      • ኣዋልድ ጽዮን (6-11)

        • ዓጀባ ሰሎሞን ተገልጸ

    • 4

      • ጓሳ (1-5)

        • “ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ” (1)

      • ጓል (6)

      • ጓሳ (7-16ሀ)

        • “መርዓተየ፡ ልበይ ማሪኽክዮ” (9)

      • ጓል (16ለ)

    • 5

      • ጓሳ (1ሀ)

      • ኣንስቲ የሩሳሌም (1ለ)

        • ‘ብፍትወት ስኸሩ!’

      • ጓል (2-8)

        • ሕልማ ተዘንቱ

      • ኣዋልድ የሩሳሌም (9)

        • ‘ፍቱውኪ ኻብ ካልእ ከመይ ኢሉ ይበልጽ፧’

      • ጓል (10-16)

        • “ኣብ መንጎ ዓሰርተ ሽሕ ምርኡይ እዩ” (10)

    • 6

      • ኣዋልድ የሩሳሌም (1)

      • ጓል (2, 3)

        • “ኣነ ናይ ፍቱወይ እየ፣ ፍቱወይ ድማ ናተይ እዩ” (3)

      • ንጉስ (4-10)

        • ‘ከም ቲርጻ ጽብቕቲ ኢኺ’ (4)

        • ኣንስቲ ተጠቒሰን (10)

      • ጓል (11, 12)

      • ንጉስ (ምስ ካልኦት ሓቢሩ) (13ሀ)

      • ጓል (13ለ)

      • ንጉስ (ምስ ካልኦት ሓቢሩ) (13ሐ)

    • 7

      • ንጉስ (1-9ሀ)

        • ‘ፍቕርተየ፡ ክንደይ ባህ ተብሊ’ (6)

      • ጓል (9ለ-13)

        • “ኣነ ናይ ፍቱወይ እየ፣ ትምኒቱ ኸኣ ናባይ እዩ” (10)

      • 8 ጓል (1-4)

        • “ሓወይ እንተ ትኸውን” (1)

  • እታ ሹላማዊት ተመልሰት፡ ተኣማንነታ ተረጋገጸ (8:5-14)

    • 8

      • ኣሕዋት እታ ጓል (5ሀ)

        • ‘እዛ ኣብ ፍቱዋ ተመርኲሳ ዘላ መን እያ፧’

      • ጓል (5ለ-7)

        • “ፍቕርስ ከም ሞት ሓያል እያ” (6)

      • ኣሕዋት እታ ጓል (8, 9)

        • “መንደቕ እንተ ዀይና፡ . . . ማዕጾ እንተ ዀይና ግና፡ . . .” (9)

      • ጓል (10-12)

        • “ኣነስ መንደቕ እየ” (10)

      • ጓሳ (13)

        • ‘ድምጽኺ ግዳ ኣስምዕኒ’

      • ጓል (14)

        • ‘ከም ሰስሓ ፍጠን’