ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣሞጽ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9

ትሕዝቶ

  • 1

    • ኣሞጽ ካብ የሆዋ መልእኽቲ ተቐበለ (1, 2)

    • ስለ ተደጋጋሚ በደል እተፈርደ ፍርድታት (3-15)

      • ሶርያ (3-5)፡ ፍልስጥኤም (6-8)፡ ጢሮስ (9, 10)፡ ኤዶም (11, 12)፡ ዓሞን (13-15)

  • 2

    • ስለ ተደጋጋሚ በደል እተፈርደ ፍርድታት (1-16)

      • ሞኣብ (1-3)፡ ይሁዳ (4, 5)፡ እስራኤል (6-16)

  • 3

    • ፍርዲ ኣምላኽ ምእዋጅ (1-8)

      • ኣምላኽ ምስጢሩ ይገልጽ (7)

    • ኣንጻር ሰማርያ እተዘርበ መልእኽቲ (9-15)

  • 4

    • ኣንጻር ኣሓ ባሳን እተዘርበ መልእኽቲ (1-3)

    • የሆዋ ንናይ ሓሶት ኣምልኾ እስራኤል ኣስተናዓቖ (4, 5)

    • እስራኤል ተግሳጽ ምቕባል ኣበየ (6-13)

      • “ንኣምላኽካ ኽትረኽቦ ተዳሎ” (12)

      • ‘ኣምላኽ ንሰብ ሓሳባቱ ይነግሮ’ (13)

  • 5

    • እስራኤል ከም ዝወደቐት ድንግል ጌርካ ተገልጸ (1-3)

    • ንኣምላኽ ድለይዎ እሞ ብህይወት ንበሩ (4-17)

      • ክፉእ ጽልኡ፡ ጽቡቕ ከኣ ኣፍቅሩ (15)

    • መዓልቲ የሆዋ፡ መዓልቲ ጸልማት (18-27)

      • መስዋእቲ እስራኤል ተቐባልነት ኣይረኸበን (22)

  • 6

    • ሸለልተኛታት ወይለኦም! (1-14)

      • መደቀሲታት ስኒ ሓርማዝ፣ ጭሔሎታት ወይኒ (4, 6)

  • 7

    • መወዳእታ እስራኤል ከም ዝቐረበ ዜርኢ ራእያት (1-9)

      • ኣንበጣ (1-3)፡ ሓዊ (4-6)፡ መለክዒ መንደቕ (7-9)

    • ኣሞጽ ከይንበ ተነግሮ (10-17)

  • 8

    • ራእይ እቲ ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር (1-3)

    • ጨቈንቲ ተዀነኑ (4-14)

      • መንፈሳዊ ጥሜት (11)

  • 9

    • ፍርድታት ኣምላኽ ከተምልጠሉ ዘይከኣል እዩ (1-10)

    • ዳስ ዳዊት ክትትንስእ እያ (11-15)