ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሚክያስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7

ትሕዝቶ

  • 1

    • ኣብ ልዕሊ ሰማርያን ይሁዳን እተፈርደ ፍርዲ (1-16)

      • እቲ ጸገም ብሰሪ ሓጢኣትን በደልን መጸ (5)

  • 2

    • ጨቈንቲ ወይለኦም! (1-11)

    • እስራኤል ብሓደ ኺእከብ እዩ (12, 13)

      • ኣብታ ምድሪ ጫውጫውታ ህዝቢ ኪኸውን እዩ (12)

  • 3

    • መራሕትን ነብያትን ተዀነኑ (1-12)

      • ሚክያስ ብመንፈስ የሆዋ ሓይሊ ተመልአ (8)

      • ካህናት ብገንዘብ ይምህሩ (11)

      • የሩሳሌም ኵምራታት ዑና ኽትከውን እያ (12)

  • 4

    • ከረን የሆዋ ልዕል በለ (1-5)

      • ኣስያፍ ናብ ማሕረሻታት (3)

      • ‘ንሕና ብስም የሆዋ ኽንመላለስ ኢና’ (5)

    • ናብ ቀደማ እተመልሰት ጽዮን ክትብርትዕ እያ (6-13)

  • 5

    • ኣብ ኵላ ምድሪ ዓብዪ ዚኸውን ገዛኢ (1-6)

      • ገዛኢ ኻብ ቤት-ልሄም ኪወጽእ እዩ (2)

    • ተረፍ ከም ኣውልን ከም ኣንበሳን ኪኸውን እዩ (7-9)

    • እታ ምድሪ ኽትጸሪ እያ (10-15)

  • 6

    • ኣምላኽ ኣንጻር እስራኤል ዘቕረቦ ጕዳይ (1-5)

    • የሆዋ እንታይ እዩ ዚደሊ፧ (6-8)

      • ፍትሒ፡ ተኣማንነት፡ ትሕትና (8)

    • በደል እስራኤልን መቕጻዕቱን (9-16)

  • 7

    • ክፉእ ስነ ምግባር እስራኤል (1-6)

      • ንሰብ ጸላእቱ ቤተ ሰቡ እዮም (6)

    • ‘ንኣምላኽ ክጽበዮ እየ’ (7)

    • ህዝቢ ኣምላኽ ሓቆም ምንባሮም ተረጋገጸ (8-13)

    • ጸሎት ሚክያስን ንኣምላኽ ዘቕረቦ ውዳሰን (14-20)

      • ምላሽ የሆዋ (15-17)

      • ‘ከም የሆዋ ዝበለ ኣምላኽ መን እዩ፧’ (18)