ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናሆም

ምዕራፋት

1 2 3

ትሕዝቶ

  • 1

    • ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ጸላእቱ ዚፈድዮ ሕነ (1-7)

      • ኣምላኽ ንበይኑ ተወፋይነት ይደሊ (2)

      • የሆዋ ነቶም ኣብኡ ዚምዕቈቡ ይሓስበሎም (7)

    • ነነዌ ኽትጸንት እያ (8-14)

      • ጭንቂ ኻልኣይ ሳዕ ኣይኪልዓልን እዩ (9)

    • ንይሁዳ ዚእወጀሉ ብስራት (15)

  • 2

    • ነነዌ ኽትዓኑ እያ (1-13)

      • ‘ኣፍ ደገታት ኣፍላግ ኪኽፈት እዩ’ (6)

  • 3

    • “እታ ኸተማ ምፍሳስ ደም ወይለኣ!” (1-19)

      • ነነዌ እተፈርደትሉ ምኽንያት (1-7)

      • ነነዌ ኸም ኖ-ኣሞን ክትወድቕ እያ (8-12)

      • ውድቀት ነነዌ ዘይተርፍ እዩ (13-19)