ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዘካርያስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14

ትሕዝቶ

  • 1

    • ናብ የሆዋ ኺምለሱ ዝቐረበ ጻውዒት (1-6)

      • ‘ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እየ’ (3)

    • ራእይ 1፦ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ዚመላለሱ ፈረሰኛታት (7-17)

      • ‘የሆዋ ንጽዮን ከም ብሓድሽ ኬጸናንዓ እዩ’ (17)

    • ራእይ 2፦ ኣርባዕተ ቐርንን ኣርባዕተ ኢደ ጥበበኛታትን (18-21)

  • 2

    • ራእይ 3፦ ገመድ መለክዒ ዝሓዘ ሰብኣይ (1-13)

      • የሩሳሌም ክትልካዕ እያ (2)

      • የሆዋ፡ “ኣብ ዙርያኣ መካበብያ ሓዊ” ይዀነላ (5)

      • መርዓት ዓይኒ ኣምላኽ ምትንካይ (8)

      • ብዙሓት ኣህዛብ ምስ የሆዋ ኺሓብሩ እዮም (11)

  • 3

    • ራእይ 4፦ ክዳውንቲ እቲ ሊቀ ኻህናት ተተክአ (1-10)

      • ሰይጣን ንእያሱ እቲ ሊቀ ኻህናት ተጻረሮ (1)

      • ‘ንጊልያይ ብቋል ከምጽኦ እየ’ (8)

  • 4

    • ራእይ 5፦ ቀዋሚ ቐንዴልን ክልተ ኦም ኣውልዕን (1-14)

      • ‘ብመንፈሰይ እምበር፡ ብሓይሊ ኣይኰነን’ (6)

      • ንመዓልቲ ንኣሽቱ ጅመራ ኣይትንዓቑ (10)

  • 5

    • ራእይ 6፦ እትነፍር ጥቕልልቲ መጽሓፍ (1-4)

    • ራእይ 7፦ ኤፋ (5-11)

      • ኣብ ውሽጢ እታ ኤፋ፡ እከይ ዝስማ ሰበይቲ (8)

      • እታ ኤፋ ናብ ሲንኣር ተወስደት (9-11)

  • 6

    • ራእይ 8፦ ኣርባዕተ ሰረገላ (1-8)

    • እቲ ብቋል፡ ንጉስን ካህንን ኪኸውን እዩ (9-15)

  • 7

    • የሆዋ ኻብ ልቢ ዘይኰነ ጾም ይዅንን (1-14)

      • “ብሓቂዶ ንዓይ ኢኹም ጾይምኩምለይ፧” (5)

      • ‘ንሓድሕድኩም ፍትሒ ግበሩ፡ ብተኣማንነት ተፋቐሩ፡ ተምሓሓሩ።’ (9)

  • 8

    • የሆዋ ንጽዮን፡ ሰላምን ሓቅን ይህባ (1-23)

      • የሩሳሌም፡ “ከተማ ሓቂ” (3)

      • “ንሓድሕድኩም ሓቂ ተዛረቡ” (16)

      • ካብ ጾም ናብ በዓል (18, 19)

      • ‘ሃየ ንየሆዋ ንድለዮ’ (21)

      • ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ኺሕዙ እዮም (23)

  • 9

    • ኣምላኽ ነቶም ኣብ ጐደቦታት ዘለዉ ኣህዛብ ዚፈረዶ ፍርዲ (1-8)

    • ምምጻእ ንጉስ ጽዮን (9, 10)

      • ኣብ ኣድጊ እተወጥሐ ትሑት ንጉስ (9)

    • ህዝቢ የሆዋ ኺፍትሑ እዮም (11-17)

  • 10

    • ንናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ዘይኰነስ፡ ንየሆዋ ዝናም ለምንዎ (1, 2)

    • የሆዋ ንህዝቡ ሓደ ይገብሮም (3-12)

      • ካብ ቤት ይሁዳ ዚመጽእ ኣውራ (3, 4)

  • 11

    • ንናይ ሓቂ ጓሳ ኣምላኽ ዘይምቕባል ዜስዕቦ ሳዕቤናት (1-17)

      • “ነተን መጓሰ ማሕረዲ ጓስየን” (4)

      • ክልተ በትሪ፦ ደስታን ሕብረትን (7)

      • ዓስቢ ጓሳ፦ 30 ብሩር (12)

      • እቲ ገንዘብ ናብ ቤት መዝገብ ተደርበየ (13)

  • 12

    • የሆዋ ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ኪከላኸለለን እዩ (1-9)

      • የሩሳሌም፡ “ከቢድ እምኒ” (3)

    • ነቲ እተወግአ ዋይዋይ ይብሃለሉ (10-14)

  • 13

    • ጣኦታትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪውገዱ እዮም (1-6)

      • ናይ ሓሶት ነብያት ኪሓፍሩ እዮም (4-6)

    • እቲ ጓሳ ኺውቃዕ እዩ (7-9)

      • ሲሶ ኺጸርዩ እዮም (9)

  • 14

    • ምሉእ ዓወት ናይ ሓቂ ኣምልኾ (1-21)

      • ከረን ኣውልዕ ኣብ ፍርቂ ኺስንጠቕ እዩ (4)

      • የሆዋ ሓደ ኪኸውን፡ ስሙ እውን ሓደ ኪኸውን እዩ (9)

      • ኣብ ልዕሊ ተጻረርቲ የሩሳሌም ዚወርድ መቕዘፍቲ (12-15)

      • ምብዓል በዓል ዳስ (16-19)

      • ኵሉ ቝራዕ ንየሆዋ ኪቕደስ እዩ (20, 21)