ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ማርቆስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16

ትሕዝቶ

  • 1

    • ዮሃንስ መጥምቕ ሰበኸ (1-8)

    • ጥምቀት የሱስ (9-11)

    • የሱስ ብሰይጣን ተፈተነ (12, 13)

    • የሱስ ኣብ ገሊላ ኺሰብኽ ጀመረ (14, 15)

    • ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ተጸውዑ (16-20)

    • ርኹስ መንፈስ ወጸ (21-28)

    • የሱስ ኣብ ቅፍርናሆም ብዙሓት ኣሕወየ (29-34)

    • ናብ ጽምዊ ቦታ ኸይዱ ጸለየ (35-39)

    • ሓደ ድዉይ ሓወየ (40-45)

  • 2

    • የሱስ ንልሙስ ኣሕወየ (1-12)

    • የሱስ ንሌዊ ጸውዖ (13-17)

    • ብዛዕባ ጾም ዝቐረበ ሕቶ (18-22)

    • የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” (23-28)

  • 3

    • ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ሓወየ (1-6)

    • ኣብ ገምገም ባሕሪ እተኣከበ ብዙሕ ህዝቢ (7-12)

    • እቶም 12 ሃዋርያት (13-19)

    • ንመንፈስ ቅዱስ ዚጸርፍ (20-30)

    • ኣደን ኣሕዋትን የሱስ (31-35)

  • 4

    • ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ (1-34)

      • ዘራኢ (1-9)

      • ስለምንታይ የሱስ ብምሳሌታት ከም እተዛረበ (10-12)

      • ምሳሌ እቲ ዘራኢ ተገልጸት (13-20)

      • ኣብ ትሕቲ ኸፈር ዚግበር መብራህቲ (21-23)

      • ብእትሰፍርዎ መስፈሪ (24, 25)

      • እቲ ዚድቅስ ዘራኢ (26-29)

      • ፍረ ኣድሪ (30-32)

      • ብምሳሌታት ይዛረቦም ነበረ (33, 34)

    • የሱስ፡ ማዕበል ኣህድአ (35-41)

  • 5

    • የሱስ ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም (1-20)

    • ጓል ያኢሮስ፣ ሓንቲ ሰበይቲ ኽዳን የሱስ ተንከየት (21-43)

  • 6

    • የሱስ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ኣይረኸበን (1-6)

    • ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብዛዕባ ኣገልግሎት ትእዛዝ ተዋህቦም (7-13)

    • ሞት ዮሃንስ መጥምቕ (14-29)

    • የሱስ ን5,000 መገበ (30-44)

    • የሱስ ብማየ ማይ ከደ (45-52)

    • ኣብ ጌንሳሬጥ ኣሕወየ (53-56)

  • 7

    • ስርዓታት ሰብ ተቓልዐ (1-13)

    • ርኽሰት ካብ ልቢ ይመጽእ (14-23)

    • እምነት ሶርያ-ፊንቄኣዊት ሰበይቲ (24-30)

    • ጸማም ሓወየ (31-37)

  • 8

    • የሱስ ን4,000 መገበ (1-9)

    • ትእምርቲ ኺርእዩ ዘቕረብዎ ሕቶ (10-13)

    • ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሄሮድስን (14-21)

    • ኣብ ቤት-ሳይዳ ዕዉር ሓወየ (22-26)

    • ጴጥሮስ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” በለ (27-30)

    • የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (31-33)

    • ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (34-38)

  • 9

    • ምልዋጥ የሱስ (1-13)

    • ጋኔን ዝሓዞ ወዲ ሓወየ (14-29)

      • ንዚኣምን፡ ኵሉ ይከኣል እዩ (23)

    • የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (30-32)

    • ደቀ መዛሙርቲ መኖም ከም ዚዓቢ ተኻትዑ (33-37)

    • ዘይጻረረና ዘበለ ምሳና እዩ (38-41)

    • መዐንቀፊታት (42-48)

    • “ጨው ይሃሉኹም” (49, 50)

  • 10

    • መውስቦን ፍትሕን (1-12)

    • የሱስ፡ ቈልዑ ባረኸ (13-16)

    • ሓደ ሃብታም ዘቕረቦ ሕቶ (17-25)

    • ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዚኽፈል መስዋእቲ (26-31)

    • የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (32-34)

    • ያእቆብን ዮሃንስን ዘቕረብዎ ልማኖ (35-45)

      • የሱስ በጃ ብዙሓት (45)

    • እቲ ዕዉር በርጢሜዎስ ሓወየ (46-52)

  • 11

    • የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (1-11)

    • ኦም በለስ ተረግመት (12-14)

    • የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (15-18)

    • ካብታ ዝነቐጸት ኦም በለስ ዚርከብ ትምህርቲ (19-26)

    • ንስልጣን የሱስ ብድሆ ቐረበሉ (27-33)

  • 12

    • ምሳሌ እቶም ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት (1-12)

    • ኣምላኽን ቄሳርን (13-17)

    • ብዛዕባ ትንሳኤ ዝቐረበ ሕቶ (18-27)

    • ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት (28-34)

    • ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ድዩ፧ (35-37ሀ)

    • ካብ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ (37ለ-40)

    • ድኻ መበለት ዘውደቐተን ክልተ ሰናቲም (41-44)

  • 13

    • መደምደምታ ስርዓት ዓለም (1-37)

      • ውግእ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ጥሜት (8)

      • ብስራት ይስበኽ (10)

      • ብርቱዕ ጸበባ (19)

      • ምምጻእ ወዲ ሰብ (26)

      • ምሳሌ እታ ኦም በለስ (28-31)

      • ንቕሑ (32-37)

  • 14

    • ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1, 2)

    • ሓንቲ ሰበይቲ ንየሱስ ቅዱይ ቅብኢ ኣፍሰሰትሉ (3-9)

    • ይሁዳ ንየሱስ ከድዖ (10, 11)

    • ናይ መወዳእታ ፋስጋ (12-21)

    • ምቛም ድራር ጐይታ (22-26)

    • ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (27-31)

    • የሱስ ኣብ ጌተሴማኔ ጸለየ (32-42)

    • የሱስ ተታሕዘ (43-52)

    • ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (53-65)

    • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (66-72)

  • 15

    • የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ (1-15)

    • ኣላገጹሉ (16-20)

    • ኣብ ጐልጎታ፡ ኣብ ጕንዲ ተሸንከረ (21-32)

    • ሞት የሱስ (33-41)

    • የሱስ ተቐብረ (42-47)

  • 16

    • የሱስ ተንስአ (1-8)