ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ግብሪ ሃዋርያት

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • ናብ ቴዎፍሎስ እተጻሕፈ (1-5)

    • ክሳብ ወሰናት ምድሪ መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም (6-8)

    • የሱስ ናብ ሰማይ ዓረገ (9-11)

    • ደቀ መዛሙርቲ ብሓደ ተኣከቡ (12-14)

    • ማትያስ ንይሁዳ ኺትክእ ተሓርየ (15-26)

  • 2

    • ብጰንጠቈስጠ መንፈስ ቅዱስ ፈሰሰ (1-13)

    • ዘረባ ጴጥሮስ (14-36)

    • እቶም ህዝቢ ዘረባ ጴጥሮስ ሰሚዖም ስጕምቲ ወሰዱ (37-41)

      • 3,000 ተጠምቁ (41)

    • ክርስትያናዊ ሕብረት (42-47)

  • 3

    • ጴጥሮስ ንሓደ ሓንካስ ለማኒ ኣሕወዮ (1-10)

    • ጴጥሮስ ኣብ ጥቓ ገበላ ሰሎሞን እተዛረቦ ዘረባ (11-26)

      • “ምምላስ ኵሉ” (21)

      • ከም ሙሴ ዝኣመሰለ ነብዪ (22)

  • 4

    • ጴጥሮስን ዮሃንስን ተኣስሩ (1-4)

      • ቍጽሪ ኣመንቲ 5,000 ሰብኡት ኰነ (4)

    • ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መርመራ (5-22)

      • “ምዝራብ ክንሓድግ ኣይንኽእልን ኢና” (20)

    • ትብዓት ኪረኽቡ ጸለዩ (23-31)

    • ደቀ መዛሙርቲ ገንዘቦም ኣካፈሉ (32-37)

  • 5

    • ሃናንያን ሰጲራን (1-11)

    • ሃዋርያት ብዙሕ ትእምርትታት ገበሩ (12-16)

    • ተኣስሩ፡ ሓራ ወጹ (17-21ሀ)

    • መሊሶም ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ቐረቡ (21ለ-32)

      • “ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ኢና ኽንእዘዝ ዚግባእ” (29)

    • ምኽሪ ገማልኤል (33-40)

    • ኣብ በቤት ይሰብኩ ነበሩ (41, 42)

  • 6

    • ሸውዓተ ሰብኡት ኬገልግሉ ተሓርዩ (1-7)

    • እስጢፋኖስ ጸሪፍካ ተባሂሉ ተኸስሰ (8-15)

  • 7

    • እስጢፋኖስ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተዛረቦ ዘረባ (1-53)

      • ዘመነ ኣበው (2-16)

      • መሪሕነት ሙሴ፣ እስራኤል ዝገበሮ ኣምልኾ ጣኦት (17-43)

      • ኣምላኽ ብሰብ ኣብ እተሰርሐ ኣብያተ መቕደስ ኣይነብርን (44-50)

    • እስጢፋኖስ ብዳርባ እምኒ ተቐትለ (54-60)

  • 8

    • ሳውል ነታ ጉባኤ ሰጐጓ (1-3)

    • ፊልጶስ ኣብ ሰማርያ ዝገበሮ ኣገልግሎት ብዙሕ ኣፍረየ (4-13)

    • ጴጥሮስን ዮሃንስን ናብ ሰማርያ ተላእኩ (14-17)

    • ስምኦን መንፈስ ቅዱስ ኪዕድግ ፈተነ (18-25)

    • እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ (26-40)

  • 9

    • ሳውል ናብ ደማስቆ ኣብ እትወስድ መገዲ (1-9)

    • ሃናንያ ንሳውል ኪሕግዞ ተላእከ (10-19ሀ)

    • ሳውል ኣብ ደማስቆ ብዛዕባ የሱስ ሰበኸ (19ለ-25)

    • ሳውል ናብ የሩሳሌም ከደ (26-31)

    • ጴጥሮስ ንኤንያ ኣሕወዮ (32-35)

    • እታ ለጋስ ዝነበረት ዶርቃስ ካብ ምዉታት ተንስአት (36-43)

  • 10

    • ቆርኔሌዎስ ዝረኣዮ ራእይ (1-8)

    • ጴጥሮስ ብዛዕባ ዝነጽሁ እንስሳታት ዝረኣዮ ራእይ (9-16)

    • ጴጥሮስ ናብ ቆርኔሌዎስ ከደ (17-33)

    • ጴጥሮስ ንኣህዛብ ኣበሰሮም (34-43)

      • ‘ኣምላኽ ኣየዳሉን’ (34, 35)

    • ኣህዛብ መንፈስ ቅዱስ ተዋህቦምን ተጠምቁን (44-48)

  • 11

    • ጴጥሮስ ንሃዋርያት ገለጸሎም (1-18)

    • በርናባስን ሳውልን ኣብ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ (19-26)

      • ደቀ መዛሙርቲ ንፈለማ ግዜ ክርስትያናት ተባሂሎም ተሰምዩ (26)

    • ኣጋቦስ፡ ጥሜት ከም ዚኸውን ተነበየ (27-30)

  • 12

    • ያእቆብ ተቐትለ፣ ጴጥሮስ ተኣስረ (1-5)

    • ጴጥሮስ ብተኣምር ሓራ ወጸ (6-19)

    • ሄሮድስ ብመልኣኽ ተወቕዐ (20-25)

  • 13

    • በርናባስን ሳውልን ሚስዮናውያን ኰይኖም ኬገልግሉ ነቐሉ (1-3)

    • ኣብ ቆጵሮስ ዝገበርዎ ኣገልግሎት (4-12)

    • ጳውሎስ ኣብ ኣንጾክያ ናይ ጲሲድያ እተዛረቦ ዘረባ (13-41)

    • ገጾም ናብ ኣህዛብ ንምምላስ እተዋህቦም ትንቢታዊ ትእዛዝ (42-52)

  • 14

    • ኣብ ኢቆንዩም እተረኽበ ወሰኽን ዘጋጠመ ምጽራርን (1-7)

    • ሰብ ልስጥራ፡ ኣማልኽቲ ዝወረዱ መሰሎም (8-18)

    • ጳውሎስ ብእምኒ ተጨፍጪፉስ፡ ካብ ሞት ደሓነ (19, 20)

    • ንጉባኤታት ኣበርትዑ (21-23)

    • ናብ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ ተመልሱ (24-28)

  • 15

    • ብዛዕባ ግዝረት ኣብ ኣንጾክያ እተላዕለ ኽትዕ (1, 2)

    • እቲ ሕቶ ናብ የሩሳሌም ተወስደ (3-5)

    • ሽማግለታትን ሃዋርያትን ብሓደ ተኣከቡ (6-21)

    • ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ (22-29)

      • ካብ ደም ርሓቑ (28, 29)

    • ጉባኤታት በታ ደብዳበ ተተባብዓ (30-35)

    • ጳውሎስን በርናባስን ተፋላለዩ (36-41)

  • 16

    • ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ሓረዮ (1-5)

    • ራእይ እቲ ብዓል መቄዶንያ ሰብኣይ (6-10)

    • ልድያ ኣብ ፊልጲ ተጠምቀት (11-15)

    • ጳውሎስን ሲላስን ተኣስሩ (16-24)

    • ሓላው እሱራትን ቤተ ሰቡን ተጠምቁ (25-34)

    • ጳውሎስ ብወግዒ ይቕረታ ኺሕተት ጠለበ (35-40)

  • 17

    • ጳውሎስን ሲላስን ኣብ ተሰሎንቄ (1-9)

    • ጳውሎስን ሲላስን ኣብ ቤርያ (10-15)

    • ጳውሎስ ኣብ ኣቴና (16-22ሀ)

    • ጳውሎስ ኣብ ኣርዮስፋጎስ እተዛረቦ ዘረባ (22ለ-34)

  • 18

    • ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ ዝገበሮ ኣገልግሎት (1-17)

    • ናብ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ ተመልሰ (18-22)

    • ጳውሎስ ናብ ገላትያን ፍርግያን ነቐለ (23)

    • ኣንደበተ ርቱእ ዝነበረ ኣጵሎስ ሓገዝ ረኸበ (24-28)

  • 19

    • ጳውሎስ ኣብ ኤፌሶን፣ ገሊኦም ዳግም ተጠምቁ (1-7)

    • ጳውሎስ ይምህር ነበረ (8-10)

    • ኣጋንንታዊ ተግባር ኣጋጢሙ ኽነሱ እተረኽበ ኣሳልጦ (11-20)

    • ኣብ ኤፌሶን እተፈጥረ ዕግርግር (21-41)

  • 20

    • ጳውሎስ ኣብ መቄዶንያን ግሪኽን (1-6)

    • ኣውጢኮስ ኣብ ጥሮኣስ ካብ ምዉታት ተንስአ (7-12)

    • ካብ ጥሮኣስ ናብ ሚሊጦስ (13-16)

    • ጳውሎስ ምስ ሽማግለታት ኤፌሶን ኣኼባ ገበረ (17-38)

      • ኣብ በቤት መሃረ (20)

      • “ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ” (35)

  • 21

    • ጕዕዞ ናብ የሩሳሌም (1-14)

    • ኣብ የሩሳሌም በጽሑ (15-19)

    • ጳውሎስ ምኽሪ ሽማግለታት ሰምዐ (20-26)

    • ኣብ ቤተ መቕደስ እተፈጥረ ዕግርግር፣ ጳውሎስ ተኣስረ (27-36)

    • ጳውሎስ ነቲ ህዝቢ ኺዛረብ ተፈቕደሉ (37-40)

  • 22

    • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዘቕረቦ መጐተ (1-21)

    • ጳውሎስ ንሮማዊ ዜግነቱ ተጠቕመሉ (22-29)

    • እቲ ዋዕላ ተኣከበ (30)

  • 23

    • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ተዛረበ (1-10)

    • ጐይታ ንጳውሎስ ኣበርትዖ (11)

    • ንጳውሎስ ንምቕታል እተኣልመ ውዲት (12-22)

    • ጳውሎስ ናብ ቂሳርያ ተመሓላለፈ (23-35)

  • 24

    • ጳውሎስ እተኸስሰሉ ኽስታት (1-9)

    • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ፌሊክስ ዘቕረቦ መጐተ (10-21)

    • ጕዳይ ጳውሎስ ንኽልተ ዓመት ተወዘፈ (22-27)

  • 25

    • ጕዳይ ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ፌስጦስ ተመርመረ (1-12)

      • “ናብ ቄሳር ይግባይ ኢለ ኣለኹ!” (11)

    • ፌስጦስ ምስ ንጉስ ኣግሪጳ ተማኸረ (13-22)

    • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ኣግሪጳ (23-27)

  • 26

    • ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ኣግሪጳ ዘቕረቦ መጐተ (1-11)

    • ጳውሎስ ከመይ ኢሉ ክርስትያን ከም ዝዀነ ገለጸ (12-23)

    • ምላሽ ፌስጦስን ኣግሪጳን (24-32)

  • 27

    • ጳውሎስ ብመርከብ ናብ ሮሜ ነቐለ (1-12)

    • ማዕበል ነታ መርከብ ወቕዓ (13-38)

    • እታ መርከብ ተሰብረት (39-44)

  • 28

    • ናብ ማልታ ተገፍዑ (1-6)

    • ኣቦ ጱብልዮስ ሓወየ (7-10)

    • ጕዕዞ ናብ ሮሜ (11-16)

    • ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ንዚርከቡ ኣይሁድ ተዛረቦም (17-29)

    • ጳውሎስ ክልተ ዓመት ብትብዓት ሰበኸ (30, 31)