ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2 ቈረንቶስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • ኣብ ኵሉ ጸበባ፡ ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ምጽንናዕ (3-11)

    • ኣብ መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ እተገብረ ለውጢ (12-24)

  • 2

    • ጳውሎስ ኬሐጕሶም ይሓስብ ነበረ (1-4)

    • ሓደ ሓጥእ ይቕረ ተባህለሉን ተመልሰን (5-11)

    • ጳውሎስ ኣብ ጥሮኣስን ኣብ መቄዶንያን (12, 13)

    • ኣገልግሎትና፡ ዓጀባ ዓወት (14-17)

      • ሸቀጥቲ ቓል ኣምላኽ ኣይኰንናን (17)

  • 3

    • ናይ ደገፍ ደብዳበታት (1-3)

    • ኣገልገልቲ ሓድሽ ኪዳን (4-6)

    • ዝያዳ ኽብሪ ሓድሽ ኪዳን (7-18)

  • 4

    • ብርሃን እቲ ብስራት (1-6)

      • ኣእምሮ ዘይኣመንቲ ዓወረ (4)

    • ኣብ ኣቕሓ መሬት ዘሎ መዝገብ (7-18)

  • 5

    • ሰማያዊት መንበሪት ምልባስ (1-10)

    • ኣገልግሎት ዕርቂ (11-21)

      • ሓድሽ ፍጥረት (17)

      • ኣምባሳደራት ክርስቶስ (20)

  • 6

    • ዕላማ ጸጋ ኣምላኽ ኣይትስሓትዎ (1, 2)

    • ጳውሎስ ኣብ ኣገልግሎቱ ዘጓነፎ ነገራት (3-13)

    • ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ (14-18)

  • 7

    • ካብ ርኽሰት ርእስና ነንጽህ (1)

    • ጳውሎስ ብሰብ ቈረንቶስ ተሓጐሰ (2-4)

    • ቲቶስ ዜሐጕስ ደሃይ ሒዙ ተመልሰ (5-7)

    • ከም ፍቓድ ኣምላኽ ምጕሃይን ንስሓን (8-16)

  • 8

    • ውጽኢት ንኣይሁድ ክርስትያናት (1-15)

    • ቲቶስ ናብ ቈረንቶስ ተላእከ (16-24)

  • 9

    • ኪልግሱ እተዋህበ መተባብዒ (1-15)

      • ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ ይፈቱ (7)

  • 10

    • ጳውሎስ ንኣገልግሎቱ ተጣበቐሉ (1-18)

      • ኣጽዋርና ስጋዊ ኣይኰነን (4, 5)

  • 11

    • ጳውሎስን እቶም ብሉጻት ሃዋርያትን (1-15)

    • ጳውሎስ ሃዋርያ ዀይኑ ዘሕለፎ ጸገማት (16-33)

  • 12

    • ራእያት ጳውሎስ (1-7ሀ)

    • ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ (7ለ-10)

    • ካብቶም ብሉጻት ሃዋርያት ኣይሓምቕን እዩ (11-13)

    • ጳውሎስ ንሰብ ቈረንቶስ ዝነበሮ ሓልዮት (14-21)

  • 13

    • ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታን ምዕዶን (1-14)

      • “ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ” (5)

      • ቅንዑ፣ ሓደ ሓሳብ ኩኑ (11)