ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኤፌሶን

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • መንፈሳዊ በረኸት (3-7)

    • ኵሉ ኣብ ክርስቶስ ምጥቕላል (8-14)

      • በቲ ምዱብ ግዜያት ዚህሉ “ምምሕዳር” (10)

      • በቲ ኸም “ዕርቡን” ዝዀነ መንፈስ እተሓትሙ (13, 14)

    • ጳውሎስ ብዛዕባ እምነት ሰብ ኤፌሶን ንኣምላኽ ኣመስገኖ፣ ምእንታኦም ድማ ጸለየ (15-23)

  • 2

    • ምስ ክርስቶስ ህያዋን ዝዀኑ (1-10)

    • ዚፈላሊ መንደቕ ፈረሰ (11-22)

  • 3

    • ቅዱስ ምስጢር ንኣህዛብ የጠቓልል (1-13)

      • ኣህዛብ መዋርስቲ ክርስቶስ (6)

      • ናይ ዘለኣለም ዕላማ ኣምላኽ (11)

    • ሰብ ኤፌሶን ልቦና ኼጥርዩ እተጸለየሎም ጸሎት (14-21)

  • 4

    • ኣብ ሰብነት ክርስቶስ ዚህሉ ሓድነት (1-16)

      • ውህበት ሰባት (8)

    • ኣረጊት ስብእናን ሓድሽ ስብእናን (17-32)

  • 5

    • ንጹህ ዘረባን ኣካይዳን (1-5)

    • ከም ደቂ ብርሃን ተመላለሱ (6-14)

    • ብመንፈስ ተመልኡ (15-20)

      • ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ (16)

    • ንሰብኡትን ንኣንስትን እተዋህበ ምኽሪ (21-33)

  • 6

    • ንውሉዳትን ንወለድን እተዋህበ ምኽሪ (1-4)

    • ንባሮትን ንጐይተትን እተዋህበ ምኽሪ (5-9)

    • ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ (10-20)

    • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (21-24)