ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፊልጲ

ምዕራፋት

1 2 3 4

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • ምስጋና ንኣምላኽ፣ ጸሎት ጳውሎስ (3-11)

    • ጸበባ እናሃለወ ኽነሱ፡ እቲ ብስራት ይስበኽ (12-20)

    • ብህይወት ምንባር ክርስቶስ እዩ፡ ሙማት ረብሓ እዩ (21-26)

    • ነቲ ብስራት ከም እትበቕዑ ዄንኩም ንበሩ (27-30)

  • 2

    • ክርስትያናዊ ትሕትና (1-4)

    • ትሕትናን ልዕልናን ክርስቶስ (5-11)

    • ድሕነትኩም ፈጽሙ (12-18)

      • ከም ብርሃናት ምብራህ (15)

    • ጢሞቴዎስን ኤጳፍሮዲጦስን ተላእኩ (19-30)

  • 3

    • መተኣማመኒ ብስጋ ኣይኰነን (1-11)

      • ስለ ክርስቶስ፡ ኵሉ ኸም ክሳራ ይቝጸር (7-9)

    • ናብ ሸቶ ምግስጋስ (12-21)

      • ዜጋታት ሰማይ (20)

  • 4

    • ሓድነትን ታሕጓስን ግቡእ ሓሳባትን (1-9)

      • ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ (6, 7)

    • ንህያባት ሰብ ፊልጲ ዝነበሮ ሞሳ (10-20)

    • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (21-23)