ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1 ጴጥሮስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • ንህያው ተስፋ ኸም ብሓድሽ እተወልዱ (3-12)

    • ከም እዙዛት ውሉዳት፡ ቅዱሳት ኩኑ (13-25)

  • 2

    • ነቲ ቓል ብሃግዎ (1-3)

    • መንፈሳዊ ቤት ንምዃን ዚህነጹ ህያዋን ኣእማን (4-10)

    • ኣብ ዓለም ከም ጓና ዄንካ ምንባር (11, 12)

    • ግቡእ ተገዛእነት (13-25)

      • ክርስቶስ፡ ኣርኣያና (21)

  • 3

    • ኣንስትን ሰብኡትን (1-7)

    • እትደናገጹ ኹኑ፣ ሰላም ድለዩ (8-12)

    • ስለ ጽድቂ መከራ ምጽጋብ (13-22)

      • ብዛዕባ ተስፋኹም ንምጥባቕ እተዳሎኹም ኩኑ (15)

      • ጥምቀትን ሰናይ ሕልናን (21)

  • 4

    • ከም ክርስቶስ ንፍቓድ ኣምላኽ ንበሩ (1-6)

    • መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ (7-11)

    • ከም ክርስትያን ኴንካ መከራ ምጽጋብ (12-19)

  • 5

    • ንመጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ (1-4)

    • ትሑታትን ንቑሓትን ኩኑ (5-11)

      • ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብ ኣምላኽ ደርብይዎ (7)

      • ድያብሎስ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ (8)

    • መደምደምታ (12-14)