ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መእተዊ ግብሪ ሃዋርያት

መእተዊ ግብሪ ሃዋርያት

ሓፈሻዊ ትሕዝቶ መጽሓፍ ግብሪ ሃዋርያት። እዛ መጽሓፍ እዚኣ ተቓውሞ እናሃለወ ኽነሱ እታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ብኸመይ ከም ዝቘመትን ብኸመይ ብቕልጡፍ ከም ዝሰሰነትን ተዘንቱ።