ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መእተዊ መጽሓፍ ቅዱስ

መእተዊ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንዅሉ ዝፈጠረ ፈጣሪ ኸም ዝዀነ ገሊጹ ኣሎ፣ ዕላማኡ ንዅሎም ኣስተውዓልቲ ፍጡራት ንዘለኣለም ንምንባር ምዃኑ ሓቢሩና ኣሎ፣ ብሕታዊ ስሙ የሆዋ ኸም ዝዀነ እውን ኣፍሊጡና ኣሎ።