ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ ዘልኣለም ሓጐስ

ናይ ዘልኣለም ሓጐስ

(መዝሙር 16:11)

ኣራግፍ፦

  1. 1. ጫሕ ዝበሉ ኸዋኽብቲ፡

    ብርሃናት ለይቲ፡

    መስተንክር’ዩ ’ቲ ’ንርእዮ

    ’ወ ብመዓልቲ፡

    ሰማይ ዘሎ ዀነ ምድሪ፡

    ዝፈጠርካዮ ብፍቕሪ፡

    ኣሐጒሱካ።

    (ኣዝማች)

    ታሕጓስ ኣሎ ኣብ ፍጥረትካ፡

    ኣብ ናይ ድሕነት መልእኽትኻ፡

    ኣብ ገነት ’ታ ህያብካ።

    ካብዚ ዅሉ ድንቂ ተስፋ፡

    ፍቕርኻ ’ለዋ ሓለፋ፡

    ካባኻ ’ንድዩ ኺፈስስ፡

    ናይ ዘልኣለም ሓጐስ።

  2. 2. የሆዋ ዅሉ ህያብካ

    የምጽእ ደስታ፡

    ነዒንትና ኸም ምግቢ’ዩ፡

    ንልቢ ባህታ።

    ለጊስካልና ጽቡቕ ውህበት፡

    ባህጊ ዘልኣለማውነት፡

    ዜሐጕስ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    ታሕጓስ ኣሎ ኣብ ፍጥረትካ፡

    ኣብ ናይ ድሕነት መልእኽትኻ፡

    ኣብ ገነት ’ታ ህያብካ።

    ካብዚ ዅሉ ድንቂ ተስፋ፡

    ፍቕርኻ ’ለዋ ሓለፋ፡

    ካባኻ ’ንድዩ ኺፈስስ፡

    ናይ ዘልኣለም ሓጐስ።

    (መሰጋገሪ)

    ሳላ’ቲ ፍቑር ወድኻ

    ረኺብና ሓጐስ፣

    መስዋእቲ’ውን ከፊሉልና

    ታሕጓስ ዘልኣለም ኪነግስ።

    (ኣዝማች)

    ታሕጓስ ኣሎ ኣብ ፍጥረትካ፡

    ኣብ ናይ ድሕነት መልእኽትኻ፡

    ኣብ ገነት ’ታ ህያብካ።

    ካብዚ ዅሉ ድንቂ ተስፋ፡

    ፍቕርኻ ’ለዋ ሓለፋ፡

    ካባኻ ’ንድዩ ኺፈስስ፡

    ናይ ዘልኣለም ሓጐስ።

    (ኣዝማች)

    ታሕጓስ ኣሎ ኣብ ፍጥረትካ፡

    ኣብ ናይ ድሕነት መልእኽትኻ፡

    ኣብ ገነት ’ታ ህያብካ።

    ካብዚ ዅሉ ድንቂ ተስፋ፡

    ፍቕርኻ ’ለዋ ሓለፋ፡

    ካባኻ ’ንድዩ ኺፈስስ፡

    ናይ ዘልኣለም ሓጐስ።

(መዝ. 37:4፣ 1 ቈረ. 15:28 እውን ርአ።)