ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መገዲ ሓጐስ

ብዛዕባ መገዲ ሓጐስ ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ብዛዕባ መገዲ ሓጐስ ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ክትፈልጥ ትደሊዶ፧

  • ስድራ ቤተይ ሕጕስቲ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧

  • ከመይ ገይረ እየ ጥዑያት ኣዕሩኽ ከጥሪ ዝኽእል፧ ከመይ ገይረኸ እየ ጥዑይ ዓርኪ ክኸውን ዝኽእል፧

  • ንዝሞቱኒ ሰበይ እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧

  • መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧

  • ደቂ ሰብ ንምድሪ ኼጥፍእዋ ድዮም፧

  • ኵለን ሃይማኖታት ናብ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ይመርሓ ድየን፧

ነዚ ሕቶታት እዝን ንኻልእን መልሲ ኽትረኽበሉ ትኽእል ኢኻ

ኣብቲ ብልዕሊ 900 ቛንቋ ዚርከብ ወብሳይት jw.org ርአ። ኣብኡ ብዛዕባ እተፈላለየ ጕዳያት ጠቓሚ ሓበሬታ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ።

መገዲ ሓጐስ ብዛዕባ ዝረኸቡን ብህይወቶም ብዛዕባ ዘይተጣዕሱን እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ዜርኢ ቪድዮታት ርአ። ገሊኣቶም ውሉፋት ሓሽሽ ወይ እሱራት እዮም ነይሮም። ገሊኣቶም ድማ ምሁራት ሰብ ሞያን ተመራመርቲ ስነ ፍልጠትን እዮም።

መጽሓፍ ቅዱስን ካልእ በብዓይነቱ ጽሑፋትን ኣብ jw.org ክትረክብ ወይ ካብኡ ብዘይ ክፍሊት ከተራግፍ ትኽእል ኢኻ። ገለ ኻብቲ ኣብኡ እትረኽቦ ኣርእስታት እዚ ዚስዕብ እዩ፦