ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ”

“ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ”

እዘን ቃላት እዚአን ኣብ ምሳሌ 14:30 እየን ዚርከባ፣ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ዓመት ይገብር ድማ እየን ተጻሒፈን! ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግዜ ዘይሓልፎ ጥበብ ከኣ የንጸባርቓ። ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ናብ jw.org እቶ። ኣብኡ ድማ ብዛዕባ ሓያሎ ሓጋዚ ርእሰ ነገራት፡ እንተላይ ካብ ጸቕጢ ብኸመይ እፎይታ ኸም እትረክብ ዚገልጽ ቪድዮታትን ካርቱናትን ቃለ መጠይቓትን ዓንቀጻትን ክትረክብ ኢኻ። ገለ ኣብነታት ኣብዚ ተዘርዚሩ ኣሎ፦