ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

ኣብዛ ሕታም ንቕሑ!

እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ህውከት እያ ዘላ። ውዒሉ ሓዲሩ ባህርያዊ ሓደጋን ሰብ ዝሰርሖ ጸገማትን ንነፍሲ ወከፍና ስቓይ ኬምጽኣልና ይኽእል እዩ። ንስኻን ስድራ ቤትካን ነቲ ንደቂ ሰባት ዚጐድእ ህውከት ክትዋጽኡሉ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

1 | ጥዕናኻ ሓሉ

2 | መነባብሮኻ ሓሉ

3 | ርክብካ ሓሉ

4 | ተስፋኻ ሓሉ