ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክፍሊ 4

“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”

“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”

ካብ ኵሉ ባህርያት የሆዋ እታ ብዝያዳ ዓብላሊት ባህርይ ፍቕሪ እያ። እታ ብዝያዳ ማራኺት ድማ ንሳ እያ። ነቲ ባህ ዜብል መዳያት እዛ ኸም ክብርቲ ዕንቊ ዝዀነት ባህርይ ክንምርምር ከለና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” ኸም ዝበለ ንኽንርዳእ ኪሕግዘና እዩ።—1 ዮሃንስ 4:8

ኣብዚ ኽፋል እዚ

ምዕራፍ 23

“ንሱ ቕድም ኣፍቂሩና እዩ”

“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” ዚብል ሓሳባት እንታይ ማለት እዩ፧

ምዕራፍ 24

‘ካብ ፍቕሪ ኣምላኽ ኪፈልየና’ ዚኽእል የልቦን

‘ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘይትፍቶ ወይ ዘይትጠቅም ኢኻ’ ዚብል ሓሳብ ሓሶት እዩ።

ምዕራፍ 25

“ርሕራሐ ኣምላኽና”

እቲ ኣምላኽ ንዓኻ ዘለዎ ስምዒት ከምቲ ኣደ ንውላዳ ዘለዋ ስምዒት እዩ ኺብሃል ዚከኣል ብኸመይ እዩ፧

ምዕራፍ 26

“ንይቕረታ ድልዊ” ዝዀነ ኣምላኽ

ኣምላኽ ኵሉ ነገራት ዚዝክር እንተ ዀይኑ፡ ይቕረ ኺብልን ኪርስዕን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ምዕራፍ 27

‘ሕያውነቱስ ክንደይ ዓብዪ እዩ!’

ሕያውነት ኣምላኽ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

ምዕራፍ 28

“ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ”

ተኣማንነት ኣምላኽ ካብ ናይ ካልኦት ዚበልጽ ስለምንታይ እዩ፧

ምዕራፍ 29

‘ንፍቕሪ ክርስቶስ ምፍላጣ’

ፍቕሪ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ዚንጸባረቐሉ ሰለስተ መዳያት ፍቕሪ የሱስ።

ምዕራፍ 30

“ብፍቕሪ ተመላለሱ”

ኣብ ቀዳማይ ቈረንቶስ፡ ፍቕሪ ኸነርእየሉ እንኽእል መገድታት ጐሊሑ ኣሎ።