ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መግለጺ

መግለጺ

መግለጺ

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ነዚ ዚስዕብ ሒዛ ኣላ፦

ቀንዲ ነጥብታት ዜጕልሕ

ቀንዲ ጥቕስታት፧

ምኽሪ

ንኽትዕወት ዚሕግዘካ ግብራዊ ሓሳባት

ትፈልጥዶ

ከም እትሓስብ ዚገብረካ ሓቅታት

መደባተይ

ነቲ ሓበሬታ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸም እተውዕሎ ንኽትገልጽ ዚኽፈተልካ ኣጋጣሚታት

እንታይ ይመስለካ፧

ነቲ ዘንበብካዮ ንኸተስተንትነሉ ዚሕግዝ ሕቶታት

ብተወሳኺ . . .

መዝገበይ

ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ክፋል እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ ሓሳባትካ ብቓላት ንኸተስፍሮ ዜተባብዕ መዝገብ ኣሎ

ኣርኣያ

ክንመስሎም ዘሎና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት ቀሪቦም ኣለዉ