ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን

ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን

ነዚ ወረቐት ሙዚቃ ኣራጊፍካ ምስ ሶፍያ ሓቢርካ ዘምር። መዓስን ኣበይን ክትጽሊ ኸም እትኽእል ተምሃር።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኵሉ ሳዕ ጸሊ

እዚ ቪድዮ እዚ ንቘልዑ ዅሉ ሳዕ ናብ የሆዋ ኺጽልዩ ኸም ዚኽእሉ ይምህሮም።

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።