ክፋል 1
ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን
“ንሱ ዓብዪ ኪኸውን . . . እዩ።”—ሉቃስ 1:32
ኣብዚ ኽፋል እዚ
ምዕራፍ 7
ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ንየሱስ በጽሕዎ
እቲ ኣብ ምብራቕ ዝርኣይዎ ኰዀብ መጀመርታ ኣብ ክንዲ ናብ የሱስ፡ ናብቲ ቐታሊ ዝዀነ ንጉስ ሄሮድስ ዝመርሖም ስለምንታይ እዩ፧
ምዕራፍ 10
የሱስ ምስ ስድራ ቤቱ ናብ የሩሳሌም ተጓዕዘ
ዮሴፍን ማርያምን ንየሱስ ምስ ሰኣንዎ ተሻቐሉ። የሱስ ግና መጀመርታ ኣበይ ኪደልይዎ ኸም ዝነበሮም ብዘይምፍላጦም ተገረመ።