መሐበሪ ምሳሌታት (ምሳልያዊ ዛንታታት)
እቲ ቝጽርታት ምዕራፋት የመልክት።
ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን 88
ሉል ኣብ ቅድሚ ሓሰማታት 35
ላሕ መበሊ ዓርኪ 74
ሓረስቶት ንወራሲ ቐተልዎ 106
ሓድሽ ቝራጽ ዓለባ ኣብ ብላይ ክዳን 28
ሓድሽ ወይኒ፡ ኣረገውቲ ኣሕርብቲ 28
ሕያዋይ ሳምራዊ 73
ሕያዋይ ጓሳ 80
መርበብ 43
መሰረት ቤት 35
መበለትን ፈራድን 94
መዝገብ፡ ኣብ ግራት እተሓብአ 43
ማዕከናት ዝሃነጸ ሃብታም ሰብኣይ 77
ማይ ብሑቝ፡ ኣብ ሓርጭ እተለውሰ 43
ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን 58
ምርኡይ ቦታ ምሕራይ 83
ምና 100
ምዕዳም ድኻታት 83
ርኹስ መንፈስ ምስ ተመልሰ 42
ሰብ ውዕለት ኣታኽልቲ ወይኒ 97
ስርናይን ክርዳድን 43
ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት 106
ቃርማ ዘጻርዩ፡ ገመል ከኣ ዚውሕጡ 109
ቈልዑ ኣብ ዕዳጋ 39
በሰር፡ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ 35
ባርያ፡ ካብ ወፍሪ ዝኣተወ 89
ባሮት፡ ጐይታኦም ኪምለስ ዚጽበዩ 78
ተኽሊ ወይኒ፡ ናይ ሓቂ 120
ታለንት 113
ንጉስ፡ መርዓ ዝገበረ 107
ንጉስ፡ ኪዋጋእ ዚሓስብ 84
ኣባጊዕን ኣጣልን 114
ኣብ ከውሒ እተሰረተት ቤት 35
ኣቦ ወሃቢ እዩ 35
ኣካብ ቀረጽን ፈሪሳውን 94
ኣዕዋፍን ዕምባባታት 35
እሙን መጋቢ 78
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ 111
ኦም በለስ 79
ክልተ ሰብ ዕዳ 40
ክልተ ደቂ ናብ ኣታኽልቲ ወይኒ ተላእኩ 106
ክብርቲ ሉል 43
ዓማጺ ኣመሓዳሪ ቤት 87
ዓሰርተ ደናግል 112
ዓይኒ መርፍእ 96
ዕርፊ ብኢድ ዝሓዘ 65
ዕዱማት ኣይመጽኡን 83
ዘራኢ 43
ዘራኢ፡ ዚድቅስ 43
ዘራዊ ወዲ 86
ዘርኢ፡ ኣብ እተፈላለየ መሬት ዝወደቐ 43
ዝጠፈአት በጊዕ 63
ዝጠፍአት ድራክማ 85
ዝጠፍአ ወዲ 86
ይቕረ ዘይብል ባርያ 64
ደርሆ ንጨቓዊታ ትእክቦም 110
ዲናር እተኸፍሎም ሰብ ውዕለት 97
ድራክማ ተረኽበት 85
ገመል ብዓይኒ መርፍእ 96
ገፈፍቲ ሰብ 22
ግምቢ ምህናጽ 84
ጨው ምድሪ 35
ጸባብ ኣፍ ደገ 35
ፍረ ስርናይ ምስ ሞተት ትፈሪ 103
ፍረ ኣድሪ፡ መንግስተ ሰማያት 43
ፍረ ኣድሪ፡ እምነት 89