ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 85

ንሓድሕድኩም ተቓባበሉ

ንሓድሕድኩም ተቓባበሉ

(ሮሜ 15:7)

  1. 1. ሓንጐፋይ ኢልና ንቕበለኩም፣

    ክትሰምዑ ቓሉ ዝመጻእኩም።

    ኣምላኽ ከፊቱ መገዲ ህይወት፣

    ሃየ ንመላለስ ብጐደና ድሕነት።

  2. 2. ነመስግነካ ልዑል ኣምላኽና፣

    ዜገልግሉ ኣሕዋት ሂብካና።

    ንኸምዚኣቶም ወትሩ ነኽብሮም፣

    ’ሞ ከይተሓለልና ንስዓብ ኣብነቶም።

  3. 3. ኣምላኽ ጸዊዑ ንዅሎም ሰባት፣

    ሓቂ ኼለልዩ ቕኑዓት።

    ብወዱ ገይሩ ስሒቡና’ሎ፣

    ንሕና’ውን ንፋቐር ነቦና ንምሰሎ።