ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 132

ሓደ ኢና

ሓደ ኢና

(ዘፍጥረት 2:23, 24)

  1. 1. ዓጽሚ እያ ኻብ ኣዕጽምተይ፡

    ስጋ እያ እወ ኻብ ስጋይ፣

    ኣምላኽ ደጋፊት ሂቡኒ፡

    እዚኣ’ያ ናተይ።

    ሓደ ኢና፡ ሓደ ዄንና፣

    ፈጣሪና’ውን ባሪኹና፣

    ሰብኣይን ሰበይትን ኴንና፡

    ስድራ ቤት ኣቚምና፣

    ንኣምላኽ ከነገልግሎ’ና።

    ’ናሰልጠነና፡

    ፍቕሪ ኽንለብስ ኢና።

    ከምቲ ቓልና ይኹነልና፣

    ሕጉስ ሓዳር’ውን ይግበረልና።

    ንየሆዋ ይኹን ክብሪ፡

    ኣባና’ውን ትንገስ ፍቕሪ።