ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 8ለ

ሰለስተ መሲሓዊ ትንቢታት

ሰለስተ መሲሓዊ ትንቢታት

1. “እቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ” (ህዝቅኤል 21:25-27)

ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ (607 ቅ.ክ.–1914 ድ.ክ.)

  1. 607 ቅ.ክ.​—ጼዴቅያስ ካብ ዝፋኑ ወረደ

  2. 1914 ድ.ክ.​—እቲ ኣብታ መሲሓዊት መንግስቲ “ሕጋዊ መሰል” ዘለዎ የሱስ፡ ጓሳን ገዛእን ኰይኑ ነገሰ

ናብ ምዕራፍ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 12-15 ተመለስ

2. “ጊልያይ . . . ኬብልዐን፡ ጓሳአን ከኣ ኪኸውን እዩ” (ህዝቅኤል 34:22-24)

ዳሕሮት መዓልትታት (1914 ድ.ክ.–ድሕሪ ኣርማጌዶን)

  1. 1914 ድ.ክ.​—እቲ ኣብታ መሲሓዊት መንግስቲ “ሕጋዊ መሰል” ዘለዎ የሱስ፡ ጓሳን ገዛእን ኰይኑ ነገሰ

  2. 1919 ድ.ክ.​—እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ንኣባጊዕ ኣምላኽ ኪጓሲ ተሸመ

    እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  3. ድሕሪ ኣርማጌዶን​—እቲ ንጉስ ዜምጽኦ በረኸት ዘለኣለማዊ እዩ

ናብ ምዕራፍ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 18-22 ተመለስ

3. “ኣብ ልዕሊ ዅላቶም . . . ሓደ ንጉስ [ንዘለኣለም] ኪነግሶም እዩ” (ህዝቅኤል 37:22, 24-28)

ዳሕሮት መዓልትታት (1914 ድ.ክ.–ድሕሪ ኣርማጌዶን)

  1. 1914 ድ.ክ.​—እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  2. 1919 ድ.ክ.​—እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ንኣባጊዕ ኣምላኽ ኪጓሲ ተሸመ

    እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  3. ድሕሪ ኣርማጌዶን​—እቲ ንጉስ ዜምጽኦ በረኸት ዘለኣለማዊ እዩ