ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 22ሀ

ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምግጣሙ

ነቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ምግጣሙ
  • ደቂ ሰብ ናብ ፍጽምና ይምለሱ—1 ቈረ. 15:26

  • የሱስ ነታ መንግስቲ ንኣቦኡ የረክባ—1 ቈረ. 15:24

  • ሰይጣን ካብ መዓሙቝ ይፍታሕ፣ ኣብቲ ናይ መወዳእታ መጥቃዕቲ ድማ፡ ዓለወኛታት ምስ ሰይጣን ይሓብሩ—ራእ. 20:3, 7, 8

  • ኵሎም ዓለወኛታት ይጠፍኡ—ራእ. 20:9, 10, 15

  • ሰባት ብሰላምን ብሓድነትን ንዘለኣለም ይነብሩ—ሮሜ 8:19-21