ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ካብ 1914 ንደሓር ዓለም ተለዊጣ

ካብ 1914 ንደሓር ዓለም ተለዊጣ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ መለለዪ እተን “ዳሕሮት መዓልትታት” ዝዀነ ፍጻመታትን ኵነታትን ጠባያትን ተገሊጹ ኣሎ። (2 ጢሞቴዎስ 3:1) እዚ ምልክታት እዚ ኻብ 1914 ንደሓር ብጕሉሕ ይርአ ኸም ዘሎ ርአ።