ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—2ይ ክፋል

ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—2ይ ክፋል

ሓንቲ ሓያል ሃጸያዊት መንግስቲ ንባቢሎን ሰዓረታ። ንዳንኤል ከኣ ሓደስቲ ጸላእቲ ኣጋጠምዎ። እምነቱ እውን ቅድሚኡ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ደረጃ ተፈተነት።