ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እምንቶ ኣብ የሆዋ

እምንቶ ኣብ የሆዋ

ምሳ 3:5, 21-26፣ ኢሳ 26:3, 4፣ ኤር 17:7, 8

መዝ 34:8፣ 40:4, 5፣ ምሳ 20:22፣ ኢሳ 30:15 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ዜና 5:18-20, 22—ገሊኦም ነገዳት እስራኤል ኣብ የሆዋ ስለ እተወከሉ፡ ኣብ ውግእ ዓወት ረኸቡ

    • 2ዜና 14:9-13—ንጉስ ኣሳ ዓብዪ ሰራዊት ምስ ኣጋጠሞ፡ ናብ የሆዋ ጸለየ፡ ብኣምላኹ እውን ተኣመነ