ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ተስፋ ምቝራጽ

ተስፋ ምቝራጽ

ተስፋ ምቝራጽ ንኣገልገልቲ ኣምላኽ ሓደገኛ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

የሆዋ ምስ ምቝራጽ ተስፋ ኽንቃለስ ከም ዚሕግዘና ርግጸኛታት እንኸውን ስለምንታይ ኢና፧

መዝ 23:1-6፣ 113:6-8፣ ኢሳ 40:11፣ 41:10, 13፣ 2ቈረ 1:3, 4

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ማቴ 11:28-30—የሱስ ንባህርያት ኣቦኡ ምሉእ ብምሉእ ስለ ዜንጸባርቕ፡ ለዋህ እዩ፡ ንሰባት እውን ዕረፍቲ ይህብ እዩ

    • ማቴ 12:15-21—የሱስ ተስፋ ንዝቘረጹ ዘበሉ ብለውሃት ብምሓዝ፡ ነቲ ኣብ ኢሳይያስ 42:1-4 ተመዝጊቡ ዚርከብ ትንቢት ፈጸሞ

ንገሊኡ ተስፋ ዜቝርጽ ነገራት ዚኸውን ቅዱስ ጽሑፋዊ መጸናንዒ

መጸናንዒ” ርአ

ንኻልኦት ንምትብባዕ ጻዕሪ ኽንገብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ማቴ 18:6፣ ኤፌ 4:29

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘሁ 32:6-15—እቶም እምነት ዘይነበሮም ዓሰርተ ሰለይቲ ንእስራኤላውያን ተስፋ ኣቝረጽዎም፣ ብሰንኪ እዚ ድማ ብዘሎ እቲ ህዝቢ ተጐድአ

    • 2ዜና 15:1-8—ንጉስ ኣሳ በቲ ኻብ የሆዋ ዝመጸ መልእኽቲ ተብዐ፡ ነታ ምድሪ እውን ካብ ኣምልኾ ጣኦት ኣጽረያ