ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፍርሂ

ፍርሂ

ፍርሂ፣ ራዕዲ

ዘዳ 20:8፣ መሳ 7:3፣ ምሳ 29:25

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘጸ 32:1-4, 21-24—እስራኤላውያን ምራኽ ወርቂ ኺግበረሎም ምስ ደለዩ፡ ኣሮን ብፍርሂ ሰብ ተሰነፈ

    • ማር 14:50, 66-72—ኵሎም ሃዋርያት ብፍርሂ ሰብ ስለ እተሰነፉ፡ ንየሱስ ሓዲጎምዎ ሃደሙ፣ ጴጥሮስ ድማ ንክርስቶስ ከሓዶ

  • ዜጸናንዕ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ፦

  • ዜጸናንዕ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 2ዜና 20:1-17, 22-24—ንጉስ ዮሳፋጥን ኵሎም ህዝቢ ኣምላኽን በቲ ዓብይን ሓያልን ጸላኢ ፈርሁ፣ የሆዋ ግና ንኣገልገልቱ ኣተባብዖም፡ ካብ ኢድ ጸላእቶም እውን ኣናገፎም

    • ሉቃ 12:4-12—የሱስ ንሰዓብቱ፡ ስለምንታይ ንሰብ ኪፈርሁ ኸም ዘይብሎም፡ ኣብ ቅድሚ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኪቐርቡ ኸለዉ ኸኣ ስለምንታይ ኪጭነቑ ኸም ዘይብሎም መሃሮም