ልግሲ
ምሳ 19:17፣ ማቴ 10:8፣ ሉቃ 6:38 እውን ርአ
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
1ዜና 22:6-16—ንጉስ ዳዊት ከምቲ እተመነዮ ነታ ቤተ መቕደስ ኪሃንጽ እኳ እንተ ዘይተፈቕደሉ፡ ንዕዮ እታ ቤተ መቕደስ ብልግሲ ወፈየ
1ነገ 17:8-16—እታ ኣብ ሰራጵታ ዝነበረት መበለት፡ ንዓኣን ንወዳን ዚኸውን ሒደት ምግቢ ጥራይ ተሪፍዋ እኳ እንተ ነበረት፡ ነቲ ተሪፍዋ ዝነበረ ምግቢ ንኤልያስ ሃበቶ