ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሕያውነት

ሕያውነት

የሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ብኸመይ ይርአ፧

መዝ 25:8፣ 31:19፣ 3ዮሃ 11

ኤር 31:12, 13፣ ዘካ 9:16, 17 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘጸ 33:17-20፣ 34:5-7—የሆዋ ንነብዪ ሙሴ ብዛዕባ ሕያውነቱ ዚገልጽ ራእይ ኣርኣዮ፣ ኣብኡ ድማ ሓያሎ ጽቡቕ ባህርያቱ ገለጸሉ

    • ማር 10:17, 18—የሱስ ኵሉ ሕያውነት ካብ የሆዋ ኸም ዝዀነ፡ መለክዒ ሰናይ ዘበለ ኸኣ የሆዋ ኸም ዚሰርዕ ገለጸ

ስለምንታይ ኢና ሕያዎት ክንከውን ወይ ሰናይ ክንገብር ዘሎና፧

ምሳ 12:2፣ ገላ 6:10፣ 1ተሰ 5:15

ሮሜ 15:2, 14፣ ኤፌ 4:28 እውን ኣንብብ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ሮሜ 5:7—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ሕያውነት ካብ ጽድቂ እኳ ኸም ዚበልጽ ገለጸ