ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣቦሓጎታትን እኖሓጎታትን

ኣቦሓጎታትን እኖሓጎታትን
  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • 1ነገ 15:9-13—ንጉስ ኣሳ ብዛዕባ ዓባዩ ብትብዓት ከቢድ ውሳነ ወሰነ፣ በዚ ኸምዚ ድማ ካብ ስጋዊ ዝምድና ንላዕሊ ንየሆዋ ቐዳምነት ሃበ

    • ምሳ 13:22—ኣቦሓጎታትን እኖሓጎታትን ጽቡቕ መንፈሳዊ ውርሻ ኼውርሱ ይኽእሉ

    • 2ጢሞ 1:5፣ 3:14, 15—እታ ሎኢስ ዝስማ ዓባዩ ንጢሞቴዎስ ስለታ ግብዝና ዘይብላ እምነታን ስለቲ ንጢሞቴዎስ ዝሃበቶ ስልጠናን ተናእደት