ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ቅንዕና

ቅንዕና

ዘዳ 25:13-16፣ 2ቈረ 8:21፣ ኤፌ 4:25፣ እብ 13:18

እዮ 6:25፣ ምሳ 3:32፣ 6:16-19፣ 2ቈረ 6:3, 4, 7, 8 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • መዝ 15:1-5—ሓደ ኻብቲ ናይ ቀረባ ዓርኪ የሆዋ ንምዃን ዜድሊ ብቕዓታት፡ ቅንዕና ተጠቒሱ ኣሎ

    • ግብ 5:1-10—ሃናንያን ሰጲራን ስለ ዘታለሉ፡ ተቐጽዑ