ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣምልኾ ጣኦት

ኣምልኾ ጣኦት

1ቈረ 5:11፣ 10:14፣ ቈሎ 3:5

ዘዳ 4:25, 26፣ ኢሳ 42:8፣ 1ዮሃ 5:21 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ኢሳ 44:9-20—የሆዋ ብነብዪ ኢሳይያስ ኣቢሉ፡ ኣምልኾ ጣኦት ዕሽነት ምዃኑ ኣቃልዐ

    • ዳን 3:1-30—እቶም ኣዕሩኽ ነብዪ ዳንኤል ዝነበሩ ሰለስተ እብራውያን መንእሰያት፡ ንጣኦት ካብ ምምላኽ፡ ኣብ እቶን ተደርብዮም ኪሞቱ ሓረዩ